Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ማእከላይ ባሕሪ፡ ኣብ ኣፍ ሞት ዝጸንሑ ስደተኛታት ረዳኢት መርከብ ረኺቦም
ትግርኛ

ማእከላይ ባሕሪ፡ ኣብ ኣፍ ሞት ዝጸንሑ ስደተኛታት ረዳኢት መርከብ ረኺቦም

እቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደገኛ ኵነታት ዝጸንሑ ቈልዑን ደቀንስትዮን ዝርከብዎም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ትረድኦም መርከብ ረኺቦም። እዞም ካብ ሊብያ ክሰግሩ ሓደጋ ምግልባጥ ጃልባ ዘጋጠሞም 32 ውጻእ-መዓት ዝዀኑ...

  • Mar 06
ኣብ ማእከል ባሕሪ ኣብ ኣፍ ሞት ዝርከቡ ኤርትራውያንን ተጋሩን ስደተኛታት ህጹጽ ረዲኤት ይሓቱ
ትግርኛ

ኣብ ማእከል ባሕሪ ኣብ ኣፍ ሞት ዝርከቡ ኤርትራውያንን ተጋሩን ስደተኛታት ህጹጽ ረዲኤት ይሓቱ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ዝርከቡ ቆልዑን ደቂኣንስትዮን ዝርከብዎም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ህጹጽ ረዲኤት ሓቲቶም። እቶም ካብ ሊቢያ ክሰግሩ ሓደጋ ምግልባጥ ጃልባ ዘጋጠሞም 32 ውጻእ-መዓት ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ኣብቲ ኣብ ማእከል ባሕሪ ዝርከብ መደበር ጋዝ'ዮም ተዓቚቦም ዘለዉ። "ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ...

  • Mar 05
ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ካልጋሪ፡ ብሞት ኣዶናይ ተኽለ ዓሚቝ ጓሂኦም ገሊጾም
ትግርኛ

ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ካልጋሪ፡ ብሞት ኣዶናይ ተኽለ ዓሚቝ ጓሂኦም ገሊጾም

ኣብ ካልጋሪ - ካናዳ - ኣብ ባእሲ ንዝነበሩ ሰባት ክዓርቕ ዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣዶናይ ተኽለ፡ ትማሊ ቀዳም ሓመድ-ኣዳም ኣብ ዝለበሰሉ፡ ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ካልጋሪ ብኸቢድ ሓዘን ከም ዘፋነውዎ ሲቲቪ ገሊጻ። ወዲ 24 መንእሰይ ኣዶናይ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ 17 ለካቲት ኣብ ባእሲ ንዝነበሩ ካብ...

  • Mar 04
ሞሳድ ቅድሚ 40 ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈጸሞ 'ምስጢራዊ' ስርሒት
ትግርኛ

ሞሳድ ቅድሚ 40 ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈጸሞ 'ምስጢራዊ' ስርሒት

ቅድሚ ኣርብዓ ዓመት እዩ ነይሩ። ኣብቲ እዋን ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ንወኪል ስለያ እታ ሃገር ሞሳድ ሓደ ሓሳብ የቕርብ። እዚ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነበሩ ኣይሁድ [ቤተ-እስራኤላውያን] ብሕቡእ ኣውጺእኻ ናብታ ሃገር ንምውሳድ ዝግበር ምስጢራዊ ተልእኾ እዩ ነይሩ። በቲ ስርሒት ድማ ኣስታት ሸሞንተ...

  • Mar 02
ንኤርትራ ዝምልከት መግለጺ ሙላቱ ተሾመ፡ ኢትዮጵያ ዝሃበቶ ግብረ-መልሲ
ትግርኛ

ንኤርትራ ዝምልከት መግለጺ ሙላቱ ተሾመ፡ ኢትዮጵያ ዝሃበቶ ግብረ-መልሲ

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ዝጸሓፎ ሓሳብን ብብዙሓት ንወድዓዊ ኵነታት ዝምድና ኢትዮጵያን ኤርትራን ይገልጽ'ዩ ተባሂሉ ዝተዘረበሉ ጽሑፍ፡ ውልቃዊ ርእይቶኡ እምበር ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገልጽ ከም ዘይኰነ ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣፍሊጡ። ወሃቢ ቃል...

  • Mar 02
ዓሰብ፡ ኵነታት ናይተን ኤርትራ ዝሓዘተን መራኽብ ኣዘርባዣንን ኣባላተንን
ትግርኛ

ዓሰብ፡ ኵነታት ናይተን ኤርትራ ዝሓዘተን መራኽብ ኣዘርባዣንን ኣባላተንን

ኤርትራ ዝሓዘተን መራኽብ ኣዘርባዣን ሕጂ'ውን ኣብ ቀይዲ ከም ዝርከባ ጸብጻባት ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢሮም። እተን ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ተታሒዘን ዘለዋ መራኽብ ብዘይፍቓድ ናብ ልኡላዊ ማያት ኤርትራ ብምእታወን'የን ተታሒዘን። ምስ መንግስቲ ቅርበት ዘለዎ ትረንድ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ከም ዝሓበሮ፡ እተን...

  • Feb 28
ብዛዕባ ርክብ ህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን መን እንታይ ይብል?
ትግርኛ

ብዛዕባ ርክብ ህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን መን እንታይ ይብል?

ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጕጅለ ህወሓት ምስ ኤርትራ "ሕቡእ ርክብ" ከምዘየካየደ ገሊጹ። ኣዘዝቲ ሓይልታት ትግራይን ገለ መራሕቲ ናይቲ ብኣቦመንበር እቲ ውድብ ዝምራሕ ወገን ህወሓትን ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ብስቱር ይራኸቡ ከምዘለዉ ዝገልጹ ጸብጻባት ክወጹ ምጽንሖም ይፍለጥ...

  • Feb 28
ኤርትራ፡ ስግኣትን ስንባደን ዝፈጠረ ወተሃደራዊ መምርሒታት
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ስግኣትን ስንባደን ዝፈጠረ ወተሃደራዊ መምርሒታት

ኣብ ኤርትራ ንደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ካብ ሃገር ከይወጽኡ ዝድርት "ተወሳኺ መምርሒታት" ብምውጽኡ፡ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ከም ዝፈጠረ ዝተፈላለዩ ምንጪታት ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም። ብዘይካ'ዚ፡ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝተባህለ ትካል ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፡ መንግስቲ ኤርትራ ንዅለን ምምሕዳራት ዞባ፡...

  • Feb 28
ህወሓት ብዛዕባ ምስ ኤርትራ ዘለዎ ርክብ ዝሃቦ ግብረመልሲ
ትግርኛ

ህወሓት ብዛዕባ ምስ ኤርትራ ዘለዎ ርክብ ዝሃቦ ግብረመልሲ

ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ምስ ኤርትራ "ሕቡእ ርክብ" ከምዘየካየደ ገሊጹ። ኣዘዝቲ ሓይልታት ትግራይን ገለ መራሕቲ ናይቲ ብኣቦመንበር እቲ ውድብ ዝምራሕ ወገን ህወሓትን ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ብስቱር ይራኸቡ ከምዘለዉ ዝገልጹ ጸብጻባት ክወጹ ምጽንሖም ይፍለጥ...

  • Feb 27
ብዛዕባ ሞት ኤርትራዊ ስደተኛ ሕጂ`ውን ካልእ ሓበሬታ ወጺኡ
ትግርኛ

ብዛዕባ ሞት ኤርትራዊ ስደተኛ ሕጂ`ውን ካልእ ሓበሬታ ወጺኡ

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ቤት-ፍርዲ ዓባይ ብሪጣንያ ነቲ ኣብ 2021 ኣብ ትካል ጥዕና ኣእምሮ ኮቨንትሪ ህይወቱ ከም ዘጥፍአ ዝተገልጸ ኤርትራዊ ሄኖክ ዛይድ ንኣማውታኡ ዝምልከት መርትዖታት ከም ዝሰምዐ ይዝከር። ኣብዚ ሓድሽ ዝወጽአ ሓበሬታ ድማ ቅድሚ ሞቱ ንሰለስተ ሰዓታት ምክትታል ከይተገብረሉ ከም...

  • Feb 27
ፈላሚ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2025፡ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ኣትዩ
ትግርኛ

ፈላሚ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2025፡ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ኣትዩ

ትማሊ ብፕሮሎግ ዝጀመረ ዙር ርዋንዳ 2025፡ ሎሚ ቀዳማይ መድረኽ ኣብ ዘካየደሉ: ሄኖክ ምሉእብርሃን ብቅጽበታዊ ውድድር ተዓዋቲ ቀዳማይ መድረኽ ኮይኑ። እዛ መድረኽ ካብ ከተማ ሩኮሞ ናብ ካዮንዛ 157.8 ኪሎ ሜተር ትዝርጋሕ ኮይና፡ ካብዘን ሎሚ ዓመት ዝተሰርዓ እታ...

  • Feb 25
ኣሌክሳንደር ደጊሙ ይደምቕ፡ ሊቨርፑልከ ዋንጫ ከም እትዓትር ኣፍሊጣ ድያ?
ትግርኛ

ኣሌክሳንደር ደጊሙ ይደምቕ፡ ሊቨርፑልከ ዋንጫ ከም እትዓትር ኣፍሊጣ ድያ?

ትማሊ ሰንበት ኒውካስል ኣንጻር ኖቲንግሃም ፎረስት 4 ብ 3 ዘመዝገበቶ ዓወት፡ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ኣገዳስነት ዘለዎ ኰይኑ፡ ንኣሌክሳንደር ኢሳቕ ድማ ናብ ደረጃ ዓበይቲ ተጻወትቲ ዓለምና ዘሕኵሮ ህሞት ነይሩ።

  • Feb 25
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12

Page 8 of 33

Must Read

Eritreans abroad demand democracy back home
Eritreans abroad demand democracy back home
ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ብዝተፈጥረ ግጭት 2 ተቐቲሎም 8 ተሃሪሞም
ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ብዝተፈጥረ ግጭት 2 ተቐቲሎም 8 ተሃሪሞም
ስድራ ናይቶም ኣብ ሱዳን ከም ምሩኻት ዝተተሓዙ ኤርትራውያን እንታይ ይብሉ?
ስድራ ናይቶም ኣብ ሱዳን ከም ምሩኻት ዝተተሓዙ ኤርትራውያን እንታይ ይብሉ?
ኤርትራ፡ 'ኣቦይ ብሰንኪ'ዚ ሓድሽ መምርሒ መገሻ ንቈጸራ ሕክምና ተኸልኪሉ'
ኤርትራ፡ 'ኣቦይ ብሰንኪ'ዚ ሓድሽ መምርሒ መገሻ ንቈጸራ ሕክምና ተኸልኪሉ'
ህወሓት ብዛዕባ ምስ ኤርትራ ዘለዎ ርክብ ዝሃቦ ግብረመልሲ
ህወሓት ብዛዕባ ምስ ኤርትራ ዘለዎ ርክብ ዝሃቦ ግብረመልሲ
ኦሎምፒክ ፓሪስ፡ ዓይኒ ብዙሓት ስሒቦም ዘለዉ ሽዱሽተ ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት
ኦሎምፒክ ፓሪስ፡ ዓይኒ ብዙሓት ስሒቦም ዘለዉ ሽዱሽተ ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት
ኤርትራ፡ ኢንዱስትሪያዊ ምዕባለኣ ካበይ ናበይ?
ኤርትራ፡ ኢንዱስትሪያዊ ምዕባለኣ ካበይ ናበይ?
2 إرتريا الديمقراطيةعدد خاص يوليو2024 حوارصحفيمع رئيس الهيئة التنفيذية لجبهة اإلنقاذ الوطني اإلرترية
2 إرتريا الديمقراطيةعدد خاص يوليو2024 حوارصحفيمع رئيس الهيئة التنفيذية لجبهة اإلنقاذ الوطني اإلرترية
ኤርትራ፡ መበል 6ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተመሪጾም
ኤርትራ፡ መበል 6ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተመሪጾም
The African Tour de France cyclist racking up historic wins
The African Tour de France cyclist racking up historic wins
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo