Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
'ሊብያ ምስ ኣተኻዮ መውጽኢ ስለ ዘይብሉ፡ ህይወት እናተሓተትና ኢና ንነብር ዘለና'
ትግርኛ

'ሊብያ ምስ ኣተኻዮ መውጽኢ ስለ ዘይብሉ፡ ህይወት እናተሓተትና ኢና ንነብር ዘለና'

ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናይ ርድኡና ኣውያት ከስምዑ ጸኒሖም ኣለዉ። እዞም ስደተኛታት ብፖሊስ ሊብያ ይግፈፉን ይግፉዑን ከም ዘለዉ፡ ኢሰብኣዊ ብዝዀነ ኣተሓሕዛ ተዳጊኖም፡ ዘይተኣደነ ገንዘብ ክኸፍሉ ይቕሰቡ ምህላዎም ንቢቢሲ ሓቢሮም። ...

  • Apr 08
ጀርመን፡ ሃድን ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ እንታይ የመልክት?
ትግርኛ

ጀርመን፡ ሃድን ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ እንታይ የመልክት?

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት መንግስቲ ጀርመን፡ ነቶም ኣብ 2022-2023፡ ብመንግስቲ ኤርትራ ከም ዝተወደቡ ዝንገረሎም ኤርትራውያን ደገፍቲ መንግስቲ ኣብ ዝወደቡዎ ፌስቲቫላት ጐነጻዊ ተቓውሞ ኣካይዶም ንዝበሉዎም ብብርጌድ ንሓመዱ ዝፍለጡ መንእሰያት ብ "ውሽጣዊ ግብረ ሽበራ!" ድሕሪ ምግላጹ ኣብ ኤርትራዊ...

  • Apr 05
ሊብያ ንህዝባ ብ
ትግርኛ

ሊብያ ንህዝባ ብ"ኣፍሪቃውያን" ክመልኡ ይጽዕሩ ኣለዉ ንዝበለቶም ትካላት ረድኤት ኣባሪራ

ሊብያ ንህዝባ ብ"ኣፍሪቃውያን" ክመልኡ ይጽዕሩ ኣለዉ ንዝበለቶም ትካላት ረድኤት ኣባሪራ። ሰበስልጣን እታ ሃገር፣ ኣብ ሊብያ ዝርከባ ትካላት ረድኤት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብታ ሃገር ክጸንሑ ብምትብባዕ ንቝጽሪን ማሕበረሰብን ንምቕያር ውዲት ከም ዝኣለማ ኸሲሶም። ...

  • Apr 05
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝሰልዓቶ ቀረጽ ጽልዋኡ ክሳብ ክንደይ እዩ?
ትግርኛ

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝሰልዓቶ ቀረጽ ጽልዋኡ ክሳብ ክንደይ እዩ?

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልት ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ ወጻኢ ናብ ሃገሩ ዝኣቱ ንብረት ስፍሕ ዝበለ "ፈዳዪ" ዝተባህለሉ ቀረጽ ከም ዝሰልዐ ድሕሪ ምሕባሩ፡ ኣዛራቢ ኰይኑ ቀንዩ ኣሎ። ነዚ ስጕምቲ ዝወሰደ፡ ነቲ እተን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኣቑሑ ኣመሪካ ዝገብርኦ "ንግዳዊ ዕንቅፋታት" ንምምካት ዝዓለመ ምዃኑ...

  • Apr 05
ትውልደ ኤርትራዊት ፍናን፡ ኣብ ቡንደስሊጋ ጀርመን እተጻወተት ኣሰልጣኒት ርዋንዳዊት ጋንታ ኩዕሶ ስክዔት
ትግርኛ

ትውልደ ኤርትራዊት ፍናን፡ ኣብ ቡንደስሊጋ ጀርመን እተጻወተት ኣሰልጣኒት ርዋንዳዊት ጋንታ ኩዕሶ ስክዔት

ኣብ ሕብረተሰብና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ስፖርት ብፍላይ ኣብ ኣሰልጣንነት ክሳተፋ ብዙሕ ልሙድ ኣይኰነን። እቶም ዝተለምዱ ስፖርታት እውን ዝተወሰኑ እዮም - ከም ኣትለቲክስ ብፍላይ ድማ ጕያ። ኣብ ኩዕሶ ሰክዔት ክረኣያ ግን ብዙሕ ዝተለምደ ኣይኰነን። ካብዚ ሓሊፉ ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ከም ኣሰልጠንቲ ኩዕሶ ሰክዔት...

  • Apr 05
ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ዝተሰጐጉ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም ስደተኛታት ዘለውዎ ኵነታት
ትግርኛ

ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ዝተሰጐጉ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም ስደተኛታት ዘለውዎ ኵነታት

ዓሰርተታት እስያውያንን ኣፍሪቃውያንን ስደተኛታት፡ ኣብ ከተማ ፓናማ ኣብ ዝርከብ ምዕሩግ ሆቴል ተዓጽዮም ብመስኮት ሓገዝ ካብ ዝልምኑ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ኣቝጺሩ ኣሎ። ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ተሰጒጎም፡ ንጹር መውጽኢ መገዲ ስኢኖም ተዓጽዮም ጸኒሖም። ፈህ ዋይ ኣለግርያ ዝተባህለ ሃይማኖታዊ ምንቅስቓስ ከም ዝገለጾ፡...

  • Apr 02
ጀርመን፡ ወዲ ሽዱሽተ ዓመት ቈልዓ ንምርካብ ሰፊሕ ድልያ ይቕጽል
ትግርኛ

ጀርመን፡ ወዲ ሽዱሽተ ዓመት ቈልዓ ንምርካብ ሰፊሕ ድልያ ይቕጽል

ሰብመዚ ጀርመን ካብ ሰሉስ ኣትሒዞም ኣብ ከተማ ዋይልበርግ ሄሰ ዝጠፍአ ካብ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝተወልደ ወዲ ሽዱሽተ ዓመት ቈልዓ ጳውሎስ ዳዊት ንምርካብ ንሰሙን መመላእታ ድልያ ከካይዱ ቀንዮም ኣለዉ። ወሃቢ-ቓል ፖሊስ፡ ዝከኣሎም ይገብሩ ከም ዘለዉ ብምግላጽ፡ ምሉእ ለይቲ ሓዊሶም ምድላይ ይቕጽሉ ከም ዘለዉ...

  • Apr 02
ከረን፡ ንኻልኣይ ኲናት ዓለም ዘኽተመ ውግእ ጥንቁልሓስ፡ ኣብ 84 ዓመቱ
ትግርኛ

ከረን፡ ንኻልኣይ ኲናት ዓለም ዘኽተመ ውግእ ጥንቁልሓስ፡ ኣብ 84 ዓመቱ

ኣብዚ ቅንያት - ቅድሚ 84 - ኣብ ኤርትራ ሓደ ወሳኒ ውግእ ተኻዪዱ ነበረ፣ ካብ 3 ለካቲት ክሳዕ 27 መጋቢት 1941። እቲ ውግእ ኣካል ካልኣይ ኲናት ዓለም ኰይኑ፡ ኣብታ ካብ ኣስመራ ንሰሜናዊ ምዕራብ 91 ኪሎሜትር ርሒቓ እትርከብ፡ ብጎበታት ዝተኸበት ሒላብ-መሰል...

  • Mar 31
ኤርትራ፡ ተቐዳደምቲ ምስ ኣፍሪቃውያን ጋንታታት ከይፍርሙ ንምንታይ ተኸልኪሎም?
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ተቐዳደምቲ ምስ ኣፍሪቃውያን ጋንታታት ከይፍርሙ ንምንታይ ተኸልኪሎም?

ኤርትራ ብሕልፊ ብደረጃ ኣፍሪቃ ሓንቲ ካብተን ብዙሓት ተቐዳደምቲ ብሽክለታ እትምልምል ሃገር እያ። እንተዀነ፡ ከምቲ ተኽእሎኣ እቲ ብዝሒ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ክስስን ኣይርአን። ብኻልእ መዳይ፡ ካብ ውድድራት ውሽጢ ሃገር ናብ ኣህጉራዊ ኰነ ዓለማዊ መድረኽ ዝሰጋገሩ ተጻወትቲ ብብዝሒ ክርኣዩ ኣይከኣሉን። እቲ ሕቶ...

  • Mar 28
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ዕገርግር ንዝተሳተፉ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ፍርዲ ሂቡ
ትግርኛ

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ዕገርግር ንዝተሳተፉ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ፍርዲ ሂቡ

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዕግርግር ብምፍጣር ዝተጠርጠሩ ፍርዲ ሂቡ። እቶም ሽዱሽት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዉ ሰባት፡ ኣብ 2023 ኣብ ስቶኮልም ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዕግርግር ብምፍጣር ንማእሰርቲ ከም ዝተፈረዱ ማዕከናት ዜና ሽወደን ኣቃሊሐን። ሓሙሽተ ካብቶም ኣብ ቀይዲ...

  • Mar 27
ብርጌድ ንሓመዱ ብኣኽበርቲ ሕጊ ጀርመን 'ውሽጣዊ ግብረሽበራዊ ውድብ' ተባሂሉ
ትግርኛ

ብርጌድ ንሓመዱ ብኣኽበርቲ ሕጊ ጀርመን 'ውሽጣዊ ግብረሽበራዊ ውድብ' ተባሂሉ

ሰብመዚ ጸጥታ ጀርመን ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚሩ ንመስረትቲ ናይቲ 'ብርጌድ ንሓመዱ' ተባሂሉ ዝፍለጥ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ኣብ ቀይዲ ንምእታው ስርሒት ምጅማሮም ኣፍሊጦም። ኣኽበርቲ ሕጊ ከምዝበልዎ፡ ኣብ ሽዱሽተ ዞባታት ጀርመን ኣብ 19 መንበሪ ገዛውቲ ነቶም ጥርጡራት ንምድላይ ተፍትሽ ይካየድ...

  • Mar 27
ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ንጠለብ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕሪ ዝሃቡዎ ግብረመልሲ
ትግርኛ

ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ንጠለብ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕሪ ዝሃቡዎ ግብረመልሲ

ሓይሊ ዕማም ቀይሕ ባሕሪ ዝተሰምየ ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብዛዕባ ምርካብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ዘቕረበቶ ጠለብ፡ "ብታሪኽ ዘይቅኑዕን ብሕጊ ዘይምኽነን፡" ብምባል ብትሪ ነጺጉዎ። እዚ ዝወጽአ ሓድሽ መጽናዕታዊ ሓተታ፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ብ13 ጥቅምቲ...

  • Mar 25
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Page 5 of 33

Must Read

ካብ ኤርትራዊያን ደቀባት ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ ን ኢትዮጵያዊያን መልሲ
ካብ ኤርትራዊያን ደቀባት ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ ን ኢትዮጵያዊያን መልሲ
ሸውዓተ ኤርትራውያን ሓምሊ ኣብ ዝጸዓነት መኪና ተቐርቂሮም ተረኺቦም
ሸውዓተ ኤርትራውያን ሓምሊ ኣብ ዝጸዓነት መኪና ተቐርቂሮም ተረኺቦም
شركة تاركو للطيران تطلق رحلات مباشرة من وإلى أسمرة
شركة تاركو للطيران تطلق رحلات مباشرة من وإلى أسمرة
Ethiopia, Eritrea, and Tigray are sleepwalking into war
Ethiopia, Eritrea, and Tigray are sleepwalking into war
إرتريا تودع أحد أعمدة الفن اإلرتري
إرتريا تودع أحد أعمدة الفن اإلرتري
Eritrea’s repressive government criticizes exiles who attack overseas festivals as ‘asylum scum’
Eritrea’s repressive government criticizes exiles who attack overseas festivals as ‘asylum scum’
ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም
ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም
ኣቡነ ሊዮ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ጋዜጠኛታት ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ጸዊዖም
ኣቡነ ሊዮ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ጋዜጠኛታት ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ጸዊዖም
From refugee camp to RAAF excellence
From refugee camp to RAAF excellence
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo