'ሰራዊት ኤርትራ ዝሓዞም ግዝኣታት ባዕሉ ይፈልጦም እዩ' - ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፡ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ግዝኣታት ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ከውጽእ ማሕበረሰብ ዓለም ጸቕጢ ክገብር ብምባል ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሆርን ሪቪው ድሕሪ ምጽሓፉ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣበይ ከምዘሎ ብዝምልከት ቢቢሲ ሕቶታት ኣቕሪቡሉ።
ኣመሪካ፡ ብዛዕባ'ቲ ንኤርትራ ዝሓወሰ ሓድሽ እገዳ መገሻ እንታይ ንፈልጥ?
ዶናልድ ትራምፕ ንሓደጋታት ሃገራዊ ድሕነት ብምጥቃስ፡ ካብ 12 ሃገራት ናብ ኣመሪካ ንዝገሹ እገዳ ከም ዘንበረ ዋይት ሃውስ ሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት፡ ሓቀኛ ምምሕያሻት እንተ ተራእዩ፣ ከምኡ'ውን ኣብዚ ኣብ...
ሕሜቲ ንኤርትራ ኣመልኪቱ ዝተዛረቦ እንታይ እዩ?
መራሒ ሓይልታት ዳዕመ ሰሪዕ ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ሕሜቲ፡ ሰራዊቱ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮርዶፋን ዝተወሰነ ከባቢታት ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ብ2 ሰነ ብመገዲ ተሌግራም ሓፈሻዊ መግለጺ ሂቡ።ንሱ ኣብቲ ኣብ ህሉው ኵነታት ኲናት ሱዳን ማእከል ገይሩ ሓያለ ኣርእስታት ዝተናኸፈ መግለጺኡ ኤርትራን መራሒኣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ...
እናሓየለ ዝኸይድ ዘሎ ዳርባ ቃላት ኣዲስ ኣበባን ኣስመራን
ኣብዚ ዝሓለፈ ልዕሊ ሓደ ሰሙን ኣብ መንጐ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክስታትን ነቐፌታታትን ዝሓዘለ እንካን ሃባን ክስማዕ ጸኒሑ'ሎ።ነቲ ብፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተሰምዐ መግለጺ፡ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ምላሽ ሂባትሉ ነይራ። ዓይሻ መሓመድ ብቐዳም 31 ግንቦት 2025 ምስ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበረቶ ቃለመሕትት፡ "ሃገር ኢልካ ንኽትጽውዐን...
ፖላንድ፡ ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓዊሳ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ጐስጓስ ጀሚራ
ፖላንድ ኣብ ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪቃን እስያን ብምትኳር ጐስጓስ ከም ዝጀመረት ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ናይታ ሃገር ኣብ ኤክስ ኣብ ዝዘርግሖ ጽሑፍ ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉ ዝደልዩ ሰባት፡ ንኣሰጋገርቲ ሰባትን ዶብ ቤላሩስ-ፖላንድን ኣሚኖም ክመጽኡ ከም ዘይብሎም ድማ ኣጠንቒቑ። ...
ምኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ንኤርትራ ዝሃበቶ ግብረመልሲ
ምኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓይሻ መሓመድ ብቐዳም 31 ግንቦት 2025 ምስ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበረቶ ቃለመሕትት፡ ቍመናን ሃለዋትን ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ከም ዘሎ ብምግላጽ፡ "ሃገር ኢልካ ንኽትጽውዐን ዘጸግማ፡" ሃገራት ብዛዕባ ኢትዮጵያ ክንድ'ዚ ክዛረባ ምፍታነን ዝተለምደ...
ኤርሚና ደል'ኦሮ፡ ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ጸሓፊት
እዛ ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ኢጣልያዊት፡ ብዛዕባ ምስ ዘመን ጣልያን ዝተኣሳሰሩ ብርክት ዝበሉ ዛንታታት ዘበርከተት ህብብቲ ደራሲት'ያ። ኣባሓጎኣ ንኤርሚና ደል-ኦሮ ሓደ ካብ'ቶም ቀዳሞት ናብ ኤርትራ ዝፈለሱ ኢጣልያውያን'ዩ ነይሩ። ንሱ ካብ ሌኮ እትበሃል ኣብ ሎምባርዲያ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ - ካብ ሚላኖ...
ኤርትራ ጠኒሳ ኣላ እሞ ውላዳ የርእየና
ዓወት ንሐፋሽ እንዳ ጨርሔ ኣብ ዓወት ንሐፋሽ ተሐቢኡ ን34 ዓመታት ብኣፈሙዝ ዝመርሔ ብኢሰያስ ዝምራሕ ኣረሜን ጉጅለ፣ ድሕሪ ስዕረት ደርጊ ንዉሱናት ዓመታት...
እስራኤል፡ ብቕትለት ሓደ ሽማግለ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ተኣሲሩ
ብሰሉስ 27 ግንቦት ኣብ ከተማ ተልኣቪቭ ሃቲክሻ ኣብ ዝተባህለ ገዛውቲ ኣብ ልዕሊ ወዲ 71 ዓመት ሽማግለ ሰብኣይ ብዝተፈጸመ ዝምታ ተለፎንን ቅትለትን ዝተጠርጠረ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዝኣተወ፡ ዮሩሳሌም ፖስት ንፖሊስ ብምጥቃስ ሓቢራ። ሊስ፡ እቲ ወዲ 71 ዓመት ሰብኣይ...
ኣብ ዶባት ትግራይ-ኤርትራ እንታይ ምዕባለታት ኣሎ?
ኣብ ቀረባ፡ ደገፍቲ ህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከምዝዀኑ ዝንገረሎም ገለ ፀለውቲ ማሕበራዊ ሚድያ፡ "ጽምዶ" ብዝብል ምሕዝነት ንምፍጣር ዝገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ብዙሕ ከዘራርብ ምፅንሑ ይፍለጥ። እቲ ተበግሶታት ኣብ መንጐ መንግስታት ኣስመራን ኣዲስ አበባን ምትፍናን ኣብ ዝዓሞቐሉ ይካይድ ምህላዉ ድማ ዝያዳ...
ሚኒስተር ጕዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ሃገሩ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ርክብ ክተሐይል ከምእትደሊ ገሊጹ
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ማርኮ ሩብዮ ሃገሩ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ዝምድና ክተሐይል ድልየት ከም ዘለዋ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር: ትማሊ ቀዳም ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ: ብስም ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኤርትራውያን እንቋዕ ንመበል 34 ዓመት...