ርሑስ ዒድ ኣል ኣድሓ ይግበረልና !!
مباركعليكم عيدألاضحى!!
تتقدم جبهة إلانقاذ الوطني إلارترية إلى الشعب إلارتري
و عموم املسلمين في العالم بأصدق التهاني وأطيب
ألاماني بمناسبة حلول عيد ألاضحى املبارك، راجيةمن
هللا أن يعيده عليهم بالخير واليمن والبركات. كما تتمنى
أن نحتفل بمثل هذه املناسبات وسط شعبناوفيربوع
وطننا الذي ناضلنا في سبيله طو ي
ً
ل، بعد التخلص من
الحكم الديكتاتوري ومن كل املآس ي التي خلفها في
البلد،و قيام نظام ديمقراطي يسو د السلم والاستقرار
والازهاروالعزةوالرفعة.
كل عــام وأنتم بخير !!
مكتبإلاعلم والثقافة
لجبهةإلانقاذالوطنيإلارترية
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ
ዒድ ኣል-ኣድሓ፣ ንህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም
ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዓለምን፣
እንቋዕ ሓጎሰኩም ብምባል፣ ርሑስ ዒድ
ክገብሮ ልባዊ ምንዮቱ ይገልጽ። ዝመጽእ
በዓላትና ከኣ፣ ምልካዊ ስርዓትን ናቱ ኣሉታዊ
ኣሰራቲ ለጊሱ፣ ስላምን ራህዋን ቅሳነተን
ዝሰፈኖ ስርዓት ተኺልና፣ ኣብታ ንመዋእል
ዝተቓለስናላ ሃገርና ምስ‘ቲ እንፈትዎ ህዝብና
ኮይና ከነብዕሎ ተስፋና ወሰን የብሉን።
ርሑስ ዒድ ይግበረልና !!
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ