JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ ካብ ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ኣባልነታ ከምዝሰሓበት ምፍላጣ ከምዘሕዘኖ እቲ ውደብ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ብዓርቢ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቲ ውድብ "ንኣባላት ሃገራት፡ ብፍላይ ንኤርትራ ዒላማ ንምግባር መሳርሒ" ከምዝኾነ ብምኽሳስ "ሕጋዊ ሓላፍነት" ኣይፈጸመን ክብል ይወቅስ። "ኤርትራ፡ ካ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝመርሖ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ የካይድ ምህላዉ ይፍለጥ። እቲ ኣብ እርእሰከተማ ሪያድ ዝርከብ መራሒ ኤርትራ ምስ ወራስ-ዘውዲ ንግስነትን ቀዳማይ ሚኒስተርን ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ ብዛዕባ ዞባዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ተዘራሪቡ ከምዘሎ ብወገን ኣስመራን ሪ...
ግብጺ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት "ብወግዒ ብዘይተገልጸ ምኽንያት ብስቱር፡ ብውሕዱ ልዕሊ 150 ዝዀኑ ኣብታ ሃገር ክነብሩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ከምዝሰጎገት" ኣብ ግብጺ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ንቢቢሲ ሓቢሮም። ከምዚ ዝበለ ተርእዮ ነቂሕ ዝጸንሐ ምዃኑ ዝገልጹ እቶም ነበርቲ፡ እዚ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒ...
መንግስቲ ኤርትራ ንኣስታት 18 ዓመታት ኣብ ወተሃደራዊ ቤት ማእሰርቲ ማይስርዋ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 13 ሰባት ከም ዝፈትሐ መቕርብ እሱራት ንቢቢሲ ሓቢሮም። እዞም ነጋዶ፡ ኣባላት ፖሊስ፡ ሞያውያን ዝርከቡዎም እሱራት፡ ትማሊ 4 ታሕሳስ ናብ ስድራቤቶም ተጸንቢሮም። እዞም እሱራት፡ ንጉዳይ ክልተ ነጋዶ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሓላ...
Load more...