JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ምኽንሻብ ኣዋልድ ኣብ ልዕሊ ደቂኣንስትዮ ዝፍጸም ሃሳዪ በደልን ምግሃስ መሰልን ብምዃኑ ብዓለም ደረጃ ዝተፈንፈነን ብሕጊ ዝተኣገደን'ዩ። እንተኾነ ግን ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ብዘሎ ድሑር እምነታትን ባህልታትን ክሽቦ ጓል-ኣንስተይቲ ይቕጽል ከምዘሎ ጸብጻባት ትካላት ሕቡራት ሃገራት የረድኡ። ኣብ 2022 ዝወጸ ጸብ...
ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሰፊሕ ግፋ ይካየድ ምህላዉ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብታ ከተማ ንቢቢሲ ሓቢሮም። ከምዚ ዝበለ ተርእዮ ሓድሽ'ኳ እንተዘይኰነ ኣብዚ እዋን ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ጃምላዊ ማእሰርቲ ብምዃኑ ኣብ ዓቢ ሻቕሎትን ተስፋ ምቝራጽን ከም ዘእተዎም ነበርቲ ይገልጹ።...
ቅድሚ ገለ ዓመታት ዝጀመረ ውድድር ቍንጅና ሚስ ፕላነት፡ ሓደ ካብቶም ዓቢ ተቐባልነትን ጽልዋን ረኺቦም ዘለዉ ዓለማዊ ውድድራት እዩ። ኣብ ሕበረተሰበን ጸለውትን ኣፍረይትን ዝዀና ወይዘራዝር ብምትብባዕ ድማ፡ ንመትከላት ሕቡራት ሃገራት ምርኩስ ብምግባር ኣብ ውሕስነት ዕቃበ ፕላነትን ህይወት ደቅሰብን ይጕስጕስ። ነዚ ተገ...
ትማሊ ሰሉስ 26 ሕዳር 2024 ወኪል ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ዮውሃንስ ተኽለሚካኤል ምስ ኤምባሲ ሜድያ ዘካየዶ ዘይልሙድ ቃለ መሕትት ኣብ ዩቲዩብ ቻነል ተፈንዩ ነይሩ። ኣብቲ ምስ 'ኤርትራ ኤምባሲ ሚዲያ' (Eritrea EmbassyMedia) ዝተባህለ ኣካል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ለንደን ዝዀነ ቻነል ዩቱብ...
Load more...