JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

But I must explain to you how all this mistaken idea of denouncing pleasure and praising pain was born and I will give you a complete account of the system, and expound the actual teachings of the gre...
ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናይ ርድኡና ኣውያት ከስምዑ ጸኒሖም ኣለዉ። እዞም ስደተኛታት ብፖሊስ ሊብያ ይግፈፉን ይግፉዑን ከም ዘለዉ፡ ኢሰብኣዊ ብዝዀነ ኣተሓሕዛ ተዳጊኖም፡ ዘይተኣደነ ገንዘብ ክኸፍሉ ይቕሰቡ ምህላዎም ንቢቢሲ ሓቢሮም። ኣብ ሊብያ ጸለምቲ ስደተኛታት ክሰራጠዩ...
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት መንግስቲ ጀርመን፡ ነቶም ኣብ 2022-2023፡ ብመንግስቲ ኤርትራ ከም ዝተወደቡ ዝንገረሎም ኤርትራውያን ደገፍቲ መንግስቲ ኣብ ዝወደቡዎ ፌስቲቫላት ጐነጻዊ ተቓውሞ ኣካይዶም ንዝበሉዎም ብብርጌድ ንሓመዱ ዝፍለጡ መንእሰያት ብ "ውሽጣዊ ግብረ ሽበራ!" ድሕሪ ምግላጹ ኣብ ኤርትራዊ ሕብረተሰብ ኣዘራረቢ...
ሊብያ ንህዝባ ብ"ኣፍሪቃውያን" ክመልኡ ይጽዕሩ ኣለዉ ንዝበለቶም ትካላት ረድኤት ኣባሪራ። ሰበስልጣን እታ ሃገር፣ ኣብ ሊብያ ዝርከባ ትካላት ረድኤት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብታ ሃገር ክጸንሑ ብምትብባዕ ንቝጽሪን ማሕበረሰብን ንምቕያር ውዲት ከም ዝኣለማ ኸሲሶም። መንግስቲ ሊብያ ነተን ንቝጽሪ ህዝቢ እታ ሃገር ክቕይ...
Load more...