JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልት ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ ወጻኢ ናብ ሃገሩ ዝኣቱ ንብረት ስፍሕ ዝበለ "ፈዳዪ" ዝተባህለሉ ቀረጽ ከም ዝሰልዐ ድሕሪ ምሕባሩ፡ ኣዛራቢ ኰይኑ ቀንዩ ኣሎ። ነዚ ስጕምቲ ዝወሰደ፡ ነቲ እተን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኣቑሑ ኣመሪካ ዝገብርኦ "ንግዳዊ ዕንቅፋታት" ንምምካት ዝዓለመ ምዃኑ እዩ ዝግለጽ። ኤር...
ኣብ ሕብረተሰብና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ስፖርት ብፍላይ ኣብ ኣሰልጣንነት ክሳተፋ ብዙሕ ልሙድ ኣይኰነን። እቶም ዝተለምዱ ስፖርታት እውን ዝተወሰኑ እዮም - ከም ኣትለቲክስ ብፍላይ ድማ ጕያ። ኣብ ኩዕሶ ሰክዔት ክረኣያ ግን ብዙሕ ዝተለምደ ኣይኰነን። ካብዚ ሓሊፉ ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ከም ኣሰልጠንቲ ኩዕሶ ሰክዔት ደቂ-ተ...
ዓሰርተታት እስያውያንን ኣፍሪቃውያንን ስደተኛታት፡ ኣብ ከተማ ፓናማ ኣብ ዝርከብ ምዕሩግ ሆቴል ተዓጽዮም ብመስኮት ሓገዝ ካብ ዝልምኑ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ኣቝጺሩ ኣሎ። ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ተሰጒጎም፡ ንጹር መውጽኢ መገዲ ስኢኖም ተዓጽዮም ጸኒሖም። ፈህ ዋይ ኣለግርያ ዝተባህለ ሃይማኖታዊ ምንቅስቓስ ከም ዝገለጾ፡ እቶም...
ሰብመዚ ጀርመን ካብ ሰሉስ ኣትሒዞም ኣብ ከተማ ዋይልበርግ ሄሰ ዝጠፍአ ካብ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝተወልደ ወዲ ሽዱሽተ ዓመት ቈልዓ ጳውሎስ ዳዊት ንምርካብ ንሰሙን መመላእታ ድልያ ከካይዱ ቀንዮም ኣለዉ። ወሃቢ-ቓል ፖሊስ፡ ዝከኣሎም ይገብሩ ከም ዘለዉ ብምግላጽ፡ ምሉእ ለይቲ ሓዊሶም ምድላይ ይቕጽሉ ከም ዘለዉ ሓቢሩ።...
Load more...