JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ብዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ካብ ሃገሮም ዝወጹ ኤርትራውያን፡ ኣብተን ከም መሰጋገሪ ዝረግጹወን ጐረባብቲ ሃገራት ኰይኖም መብዛሕትኦም ናብ ሳልሳይ ሃገር እዮም ዘቋምቱ።
ሓደ ካብቶም ንመንእሰያት ኤርትራ ይዅን ኢትዮጵያ ዝጸለወ ኵነታት፡ ለውጢ ሰርዓት ንምምጻእ ዝተኻየደ ቃልሲ ተምሃሮ እዩ። ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዀኑ ካልኣይ ደረጃ ብዘካየዱዎ ቃልሲ ፖለቲካዊ ለውጢ ክተኣታቶ ክኢሉ እዩ።
ዋሽንግተን - ኣለን ስዋንያና ዝተባህለ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት፡ ብዛዕባ ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝተዛረበሉ እዋን፡ ብፍላይ ኤርትራውያን ንኩነታት ናብራ የኽብርዎ ከም ዘለዉ ስኽፍትኡ ገሊጹ ኔሩ።
Hagos Kidana Abrha has done a lot of running in his life. As a teenager he raced his friends up mountains in his home country of Eritrea. When the country’s government tried to conscript him he ran fo...
Load more...