JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ 10 ተስፋ ዝቖረጹ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ደቡብ ገጾም ተበጊሶም። መዕለቢኦም ኡጋንዳ’ዩ። ክሳብ ቀረባ ዓመታት ኣስታት 200 ሽሕ ዝዀኑ ኤርትራውያን ዝበዝሑ ሓተትቲ ዑቕባ፡ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ነይሮም። ይኹን’ምበር እቲ ኣብ ሕዳር 2020 ኣብ ኢትዮጵያ...
ኣብ ሪያድ ዝመንበሩ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ መንበሪ ፍቓድ ከሕድሱ ንዘይክእሉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኤምባሲ፣ ካብ 05 መጋቢት ኣትሒዙ ኣብ ዘቕርቦ ዘሎ ጻውዒት፣ ናብ ዓዶም ክምለሱ ደልዮም ግና ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዘይክኣሉ፣ ብዝሖም ክንደይ ምዃኖም ንምፍላጥ ኣቐዲ...
ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም፡ ንፌስቲቫል ኤርትራ ዝህቦ ዝነበረ ደገፍ ክስሕቦ ምኳኑ ‘ዳገንስ ኒሄተር‘ ንዝተባህለት ጋዜጣ ብምጥቃስ ራድዮ ሽወደን ትግርኛ ሓቢራ።
ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ሕማም ዓሶ ሓደ ካብ ቀንዲ ሓደገኛ ሕማማትን ቀታልን እዩ::
Load more...