JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፖሊስ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ትማሊ ሰሉስ ድሕሪ ቀትሪ፡ ሓምሊ ኣብ ዝመልአ ኮንተይነር ኣብ ዝጸዓነት መኪና ተሓቢኦም ዝጕዓዙ ዝነበሩ ሓንቲ ጓለ-ንስተይቲ እትርከቦም ሸውዓተ ሰባት ከም ዝሓዙ ሓቢሮም።እቶም ስደተኛታት ከቢድ ውርጭን ዛሕልን ኣብ ዝወርደሉ ናይ ኤውሮጳ ኪሊማ ን18 ሰዓታት ኣብታ መኪና ከም ዝጸንሑን ኵሎም ኤርት...
በሃር ስነ ጥበባዊ ነጋሽ ብሰላም ዕረፍ ምስ ብጾቱ ኣብ ቅድሚት ዝስለፍ ታሪኽ ኣለካ ብሸለልታ ዘይሕለፍ፣ ዓሪፍካ ዶ ወደቦይ ተኪኤ ደኺመ ከይበልካ ጸሚኤ ታሪኽ ኣለካ ኣብ ተሐኤ፣ ህቡብ ኤርትርዊ በዓል ሐቦ ዜማታትካ ሰሚዕካ ዘይትጸግቦ ጸረ መግዛእቲ ዝመከትካ ብዓንቶቦ ዜማኻ ንመንእሰይ ኤርትራ ዝስለቦ፣ ብበሃር ነጋሽ ወ...
ኣዘርባዥያን፣ ኣብ ኤርትራ ምስ 18 ሰራሕተኛታታተን ተታሒዘን ዘለዋ ሰለስተ መራኽባ ንምልቃቕ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ሎሚ 08 ጥሪ፣ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እተን ናይ ንግዲ ምዃነን ዝተሓበራ መራኽብ ኣዘርባዥያን፣ ናብ ኣቡዳቢ እናምርሓ እንከለዋ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዘጋጠመ...
ኤርትራ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ንዓመተ 2025 ተቐቢላ። እዚ ጽምብል ኣብ ሻብዓይ ወርሒ ልደታ፡ ኣብ ጥሪ 1992 እያ ኣሃዱ ኢላ ፈሊማቶ። ሽዑ ጐደናታት ኣስመራ፡ ብስልማት ሓዲስ ዓመትን ልደትን ደሚቝ፡ ካብ በረኻን ስደትን ብዝተመልሱ ዜጋታት ኣዕለቕሊቑ፡ ብመዛሙር ተስፋን ዓወትን ማሚቝ ነይሩ። እቲ ህዝቢ፡ ዘይጽወር ጸይሩ፡...
Load more...