JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ ፡ ንፈለማ እዋን ዘውዲ “ሚስ ዩኒቨርስ ንኽትደፍእ ብመንገዲ ዕውቲ ወይዘሪት "ሚስ ዩኒቨርስ ኤርትራ" ስኒት ሃብተኣብ ትወዳደር ኣላ። ወይዘሪት ዩኒቨርስ ብ1952 ዝጀመረ ዝለዓለ መድረኽ ውድድር ቁንጅና ዓለም እዩ። ኣብዚ ልዑል ዝናን ክብርን ዘለዎ ውድድር፡ ዓመታዊ ብውሑዱ ልዕሊ 100 ነንሃገረን ዝውክላ ወይዘ...
ኤርትራ ብወይዘራዝራ ኣቢላ ኣብ ዝተፈላለየ ውድድራት ቁንጅና ዓለምና ክትሳተፍን ዓወት ከተመዝግብን ጸኒሓ ኣላ። ኣብ ውድድር ወይዘሪት ኣፍሪቃ ዓባይ ብሪጣንያ 'Miss Africa Great Britain 2024' እውን ብመንገዲ ጓል 20 ዓመት ዮርዳኖስ መንግስታኣብ ኣቢላ 2ND RUNNER UP ሽልማት ረኺባ እያ። እዚ...
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣዲስ ኣበባ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን፡ ብጹዑቕ ይቕጽል ኣሎ። ኤርትራውያን ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፡ ንራድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ንኤርትራውያን ጥራይ ዘነጻጸረ ግፋ፡ ክካየድ እዚ ናይ መጀመርያ እዋኑ ከምዘይኮነ ኣረጋጊጾም። ዕላማ እቲ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ዝንቀሳቐስሉ ከባቢ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ከምዝገለጸለን ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ዋና ጸሓፊ ስሙር ግንባር ንሓርነትን ፍትሒን ሱዳን፣ ዳውድ ኣል ኣሚን ማሕሙድ፣ ዝመርሖም ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንበት 10 ሕዳር፣ ኣብ ዓዲ ሃሎ ተቐቢሉ ኣብ ዘዘ...
Load more...