JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሰፊሕ ግፋ ይካየድ ምህላዉ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብታ ከተማ ንቢቢሲ ሓቢሮም። ከምዚ ዝበለ ተርእዮ ሓድሽ'ኳ እንተዘይኰነ ኣብዚ እዋን ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ጃምላዊ ማእሰርቲ ብምዃኑ ኣብ ዓቢ ሻቕሎትን ተስፋ ምቝራጽን ከም ዘእተዎም ነበርቲ ይገልጹ።...
ቅድሚ ገለ ዓመታት ዝጀመረ ውድድር ቍንጅና ሚስ ፕላነት፡ ሓደ ካብቶም ዓቢ ተቐባልነትን ጽልዋን ረኺቦም ዘለዉ ዓለማዊ ውድድራት እዩ። ኣብ ሕበረተሰበን ጸለውትን ኣፍረይትን ዝዀና ወይዘራዝር ብምትብባዕ ድማ፡ ንመትከላት ሕቡራት ሃገራት ምርኩስ ብምግባር ኣብ ውሕስነት ዕቃበ ፕላነትን ህይወት ደቅሰብን ይጕስጕስ። ነዚ ተገ...
ትማሊ ሰሉስ 26 ሕዳር 2024 ወኪል ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ዮውሃንስ ተኽለሚካኤል ምስ ኤምባሲ ሜድያ ዘካየዶ ዘይልሙድ ቃለ መሕትት ኣብ ዩቲዩብ ቻነል ተፈንዩ ነይሩ። ኣብቲ ምስ 'ኤርትራ ኤምባሲ ሚዲያ' (Eritrea EmbassyMedia) ዝተባህለ ኣካል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ለንደን ዝዀነ ቻነል ዩቱብ...
ብዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ካብ ሃገሮም ዝወጹ ኤርትራውያን - ኢትዮጵያውያን'ውን ከይተረፈ፡ ኣብተን ከም መሰጋገሪ ዝረግጹወን ጐረባብቲ ሃገራት ኰይኖም መብዛሕትኦም ናብ ሳልሳይ ሃገር እዮም ዘቋምቱ። ካናዳ ሓንቲ ካብተን ዜጋታት እዘን ሃገራት ብብዝሒ ዝኸዱላን ዝቕመጡላን ሃገር እያ። ኣብዛ ሃገር፡ ቍጽሪ ግዳም ሓደር ዝዀ...
Load more...