JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ካብ ሚያዝያ 2023 ኣትሒዛ ብኵናት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት እትሕመስ ዘላ ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዕቝባ ከምዘላ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ወርሒ መስከረም ዝተዘርግሐ ጸብጻብ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ከምዘነጽሮ፣ ኣብ ሱዳን፣ ብጠቕላላ 874,493...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምሸት ቀዳም 30 ሕዳር ምስ ማዕከናት ዜና ኤርትራ፡ ልዕሊ ክልተ ሰዓትን ፈረቓን ዝወሰደ፡ ኣብ “ልምዓታዊ መደባት” እታ ሃገር፡ ጉዳይ ጐረባብቲ ሃገራትን ዓለምን ኣመልኪቱ ቃለመጠይቕ ኣካይዱ።እቲ ፕረዚደንት ኣብ መደባት ልምዓትን ህንጻን ኣገልግሎታት መጓዓዝያን ካልእን ኣመልኪቱ ምላሽ ሂቡ...
ምኽንሻብ ኣዋልድ ኣብ ልዕሊ ደቂኣንስትዮ ዝፍጸም ሃሳዪ በደልን ምግሃስ መሰልን ብምዃኑ ብዓለም ደረጃ ዝተፈንፈነን ብሕጊ ዝተኣገደን'ዩ። እንተኾነ ግን ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ብዘሎ ድሑር እምነታትን ባህልታትን ክሽቦ ጓል-ኣንስተይቲ ይቕጽል ከምዘሎ ጸብጻባት ትካላት ሕቡራት ሃገራት የረድኡ። ኣብ 2022 ዝወጸ ጸብ...
ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሰፊሕ ግፋ ይካየድ ምህላዉ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብታ ከተማ ንቢቢሲ ሓቢሮም። ከምዚ ዝበለ ተርእዮ ሓድሽ'ኳ እንተዘይኰነ ኣብዚ እዋን ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ጃምላዊ ማእሰርቲ ብምዃኑ ኣብ ዓቢ ሻቕሎትን ተስፋ ምቝራጽን ከም ዘእተዎም ነበርቲ ይገልጹ።...
Load more...