JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

But I must explain to you how all this mistaken idea of denouncing pleasure and praising pain was born and I will give you a complete account of the system, and expound the actual teachings of the gre...
ቅድሚ ክልተ ሰሙን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣዋርሕ ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ብመንገዲ ቡሬ ናብ ሃገሮም ከም ዝጠረዞም ክግለጽ ጸኒሑ። ክፍሊ ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ግን "ኢትዮጵያ፡ ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ሰጒጓ፡" ዝብል ወረ ቅኑዕ ከምዘይኰነን ብሓይሊ ዝመለሶ...
ኤርትራ፡ ዝተዋህለለ ዕዳ መንገድታት ኣየር፤ ንዝነውሐ ዓመታት ብዘይምኽፋላ፡ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምእትስራዕ፡ ኣህጉራዊ ማሕበር መጓዓዝያ ኣየር ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፡ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2024 ፡ ብደረጃ ዓለም፡ ንመንገድታት ኣየር ዘይተኸፍለ 1.7 ቢልዮን ዶላር ውህሉል...
ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲን ካልአ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ይዋፈሩ ኣለዉ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ገሊጹ። እቲ ክፍሊ ኣብ መግለጺኡ፡ ኣዝማድ ንምብጻሕ፡ ካብ ኤርትራ፡ ዱባይን ኡጋንዳን፣ ብሕጋዊ መንገዲ ብቪዛ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ኤርትራውያን፡ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብሳንጣታት ኣቁሑ...
Load more...