JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምሸት ቀዳም 30 ሕዳር ምስ ማዕከናት ዜና ኤርትራ፡ ልዕሊ ክልተ ሰዓትን ፈረቓን ዝወሰደ፡ ኣብ “ልምዓታዊ መደባት” እታ ሃገር፡ ጉዳይ ጐረባብቲ ሃገራትን ዓለምን ኣመልኪቱ ቃለመጠይቕ ኣካይዱ።እቲ ፕረዚደንት ኣብ መደባት ልምዓትን ህንጻን ኣገልግሎታት መጓዓዝያን ካልእን ኣመልኪቱ ምላሽ ሂቡ...
ምኽንሻብ ኣዋልድ ኣብ ልዕሊ ደቂኣንስትዮ ዝፍጸም ሃሳዪ በደልን ምግሃስ መሰልን ብምዃኑ ብዓለም ደረጃ ዝተፈንፈነን ብሕጊ ዝተኣገደን'ዩ። እንተኾነ ግን ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ብዘሎ ድሑር እምነታትን ባህልታትን ክሽቦ ጓል-ኣንስተይቲ ይቕጽል ከምዘሎ ጸብጻባት ትካላት ሕቡራት ሃገራት የረድኡ። ኣብ 2022 ዝወጸ ጸብ...
ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሰፊሕ ግፋ ይካየድ ምህላዉ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብታ ከተማ ንቢቢሲ ሓቢሮም። ከምዚ ዝበለ ተርእዮ ሓድሽ'ኳ እንተዘይኰነ ኣብዚ እዋን ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ጃምላዊ ማእሰርቲ ብምዃኑ ኣብ ዓቢ ሻቕሎትን ተስፋ ምቝራጽን ከም ዘእተዎም ነበርቲ ይገልጹ።...
ቅድሚ ገለ ዓመታት ዝጀመረ ውድድር ቍንጅና ሚስ ፕላነት፡ ሓደ ካብቶም ዓቢ ተቐባልነትን ጽልዋን ረኺቦም ዘለዉ ዓለማዊ ውድድራት እዩ። ኣብ ሕበረተሰበን ጸለውትን ኣፍረይትን ዝዀና ወይዘራዝር ብምትብባዕ ድማ፡ ንመትከላት ሕቡራት ሃገራት ምርኩስ ብምግባር ኣብ ውሕስነት ዕቃበ ፕላነትን ህይወት ደቅሰብን ይጕስጕስ። ነዚ ተገ...
Load more...