JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤትክርስትያን ኤርትራ 6ይ ፓትሪያርክ ክሸይም ከም ዝመደበ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ብ 6 ጥቅምቲ 2024 ዝወጸ መግለጺ፡ ብመገዲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣቢሉ እውን ዝተዘርግሐ ኰይኑ፡ ቢቢሲ ነታ ቤተክርስትያን ቅርበት ዘለዎም ሰባት ተወኪሱ ወግዓዊ መግለጺኣ...
ኣብ ቀረባ ሰሙናት፡ ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ‘ጃዴ ስቶንስ’ ወይ 'ዮኒ ኤግስ'ን ካልእን ብዛዕባ ተባሂሎም ዝጽውዑ ኣእማን ተላዒሉ ዝቐነየ ልዑል ክትዓት ኣሎ። ገሊአን፡ ረብሓታት እዞም ኣእማን’ዮም ዝበላኦም ሳይንሳዊ ድርኺት ዘይብሎም ረብሓታት ብምርቋሕ፡ ንኣጠቓቕማኡ ዝምልከት መ...
ኣብዚ እዋን ኣቓልቦ መላእ ዓለም ጸሚዱ ዘሎ መረጻ ኣመሪካ፡ ዝተፈላላያ ሃገራትን ህዝብታትን በብናይ ገዛእ ርእሶም ረብሓታትን ኣገዳስነትን ይርእይዎን ውጽኢቱ ይጽበዩን ኣለዉ። ኣብዚ ዓለም ብከቢድ ፖለቲካዊ-ቍጠባ፡ ወተሃደራዊን ጸጥታውን ይዅን ክሊማዊን ሰብኣዊን ቅልውላዋት ትሕመሰሉ ዘላ እዋን፡ እታ ርእሰ ሓያል ዝዀነት...
ኣመሪካውያን ሎሚ 5 ሕዳር ንዝመጽእ ኣርባዕተ ዓመታት ዝመርሖም ፕረዚደንት ዝመርጹላ ናይ መወዳእታ መዓልቲያ። ኣመሪካ ኣብ ዓለም ዓብላሊት ሃገር ከም ምዃና መጠን፡ ሃገራት ዓለም መን እንታይ ጽልዋ ይህልዎ? ብነናተን ኣጠማምታ ክገልጻኦ ይስማዓ’የን። እዚ ሕቶ’ዚ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኡ ኣቢልና ከኣ ናብ ኤርትራ ምስ እ...
Load more...