JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ ብወይዘራዝራ ኣቢላ ኣብ ዝተፈላለየ ውድድራት ቁንጅና ዓለምና ክትሳተፍን ዓወት ከተመዝግብን ጸኒሓ ኣላ። ኣብ ውድድር ወይዘሪት ኣፍሪቃ ዓባይ ብሪጣንያ 'Miss Africa Great Britain 2024' እውን ብመንገዲ ጓል 20 ዓመት ዮርዳኖስ መንግስታኣብ ኣቢላ 2ND RUNNER UP ሽልማት ረኺባ እያ። እዚ...
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣዲስ ኣበባ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን፡ ብጹዑቕ ይቕጽል ኣሎ። ኤርትራውያን ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፡ ንራድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ንኤርትራውያን ጥራይ ዘነጻጸረ ግፋ፡ ክካየድ እዚ ናይ መጀመርያ እዋኑ ከምዘይኮነ ኣረጋጊጾም። ዕላማ እቲ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ዝንቀሳቐስሉ ከባቢ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ከምዝገለጸለን ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ዋና ጸሓፊ ስሙር ግንባር ንሓርነትን ፍትሒን ሱዳን፣ ዳውድ ኣል ኣሚን ማሕሙድ፣ ዝመርሖም ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንበት 10 ሕዳር፣ ኣብ ዓዲ ሃሎ ተቐቢሉ ኣብ ዘዘ...
ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዘይፍርዲን ንኵነታቱ ዝገልጽ ሓበሬታን ንልዕሊ 23 ዓመታት ተሓይሩ ዝርከብ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፡ ንናጽነት ምግላጽ ሓሳባት ብዝገበሮ ተወፋይነት፡ ሽልማት ሰብኣዊ መሰላት ሽወደን - “ኤደልስታም” ከምዝተዋህቦ ሽማግለታት እቲ ፋውንዴሽን ገሊጾም። ዳዊት፡ ኣባል ቦርድ ምስ...
Load more...