JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ብዙሓት ኤርትራውያን ካብ ሃገሮም ወጺኦም ናብ ጐረባብቲ ሃገራትን ብኡ ኣቢሎም ድማ ናብ ምዕራባውያን ሃገራት ክስደዱ ይረአዩ እዮም። ኣብዚ ጕዕዞ'ዚ ገለ ትሕቲ ዕድመ፡ ገለ'ውን ንዓቕሚ ሄዋን ዝበጽሓ ብቝጽሪ ውሑዳት ዘይኰና ደቀንስትዮ ይርከባኦም።ገለ ድማ ኣብ ወጻኢ ሃገር ናብ ዝርከቡ መጻምደን ክጠራነፋ ዝሃቀና ሰብ ሓ...
ኣብ ትግራይ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ኲናት ክውላዕ እንከሎ፡ ሳራ ይስሓቕ ኣብታ ተወሊዳ ዝዓበየትላ ከተማ ሃዋሳ'ያ ትነብር ነይራ። ወለዳ ተጋሩ ከምዝዀኑ ትገልጽ ሳራ፡ ኩባንያ ህንጸት እትውንን ነዳፊት ህንጻ ወይ ኣርክቴክት ከምኡ'ውን ኮምፒዩተር ኢንጂነርን እያ። እቲ ደማዊ ኲናት ምስ ተወልዐ፡ "ደቀይ ሰላምን...
እቶም ኤርትራዊ ኣቦ፡ ሓደ ካብቶም 1.6 ሚልዮን ሓጃጆ ብምዃን፡ ኣብቲ ኣብ ሚና ዝተባህለ ቦታ፡ ብመሰረት ሃይማኖት እስልምና ንሰይጣን ብእምኒ ምድብዳብ ዝፍጸም ስነስርዓት ከምዝተሳተፉን፡ እዚ ድማ ዕድመ ንእምነት ከምዘይግድብ መርኣያ ምዃኑ ይግለጽ። ጕዕዞ ህይወት ሓጅ ሓምድ፡ ብብድሆታትን ተወፋይነት ንእምነትን ዝደመቐ...
ሎሚ ኣብ ጎዶናታት ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ኣስመራ 2025፡ ኣባል ክለብ ደንደን ደበሳይ ደሳለ ቀዳማይ ብምውጻእ ዘውዲ ደፊኡ። ኣብ 2023 ብዘገርምን ካብ ትጽቢት ወጻእን 2 ሰዓት 14 ደቂቕን 21 ካልኢትን ቀዳማይ ብምውጻእ ናይዚ ውድድር ሪከርድ ሒዙ ዘሎ ኣትሌት ኖሆም ኤርምያስ ከኣ ካልኣይ ብምውጻእ ንደገፍቱ...
Load more...