Latest releases
- Details
ቻምፕዮን ኤርትራ፡ ኣብ ዙር ፈረንሳ ሰለስተ ናይ መድረኽ ዓወት ብምምዝጋብ ተዓዋቲ ቀጠልያ ማልያ ክኸውን ዝኸኣለ ቢንያም ግርማይ ዘይተዓወተሉ ውድድር እዩ። ሰለስተ ግዜ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ፡ ሓንሳብ ተዓዋቲ ብጫ ማልያ ዙር ርዋንዳን ዙር ኩንሃይን ክኸውን ዝኸኣለ ሄኖክ ምሉብርሃን ክዕወተሉ ዘይክኣለ ውድድር እዩ። ቢንያም...
- Details
ኢትዮጵያ "ኲናት ንምውላዕ" መመኽነይታ ትደሊ ኣላ ክትብል ኤርትራ ከሲሳ። ምኒስትሪ ዜና ሓሙስ ምሸት፡ "ኢትዮጵያ፡ ኲናት ንምውላዕን ርትዓዊ ንምምሳሉን ሰበብ ሃሰው ትብል፡" ብዝብል ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ ኣብ መንጎ እዘን ሃገራት ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ፡ "ስርዓት ኢትዮጵያ ልኡላዊ መሬትን ባሕራዊ ግዝኣትን ጐረቤት ሃገሩ...
- Details
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ቻምፕዮን ኤርትራ ናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር ኣባል ኣመሪካዊት ጋንታ ሊድስ ትሬክ ኣማኑኤል ገብረእግዝኣብሄር ኣከታቲሉ ንሳልሳይ ዓመቱ ቻምፕዮን ኤርትራ ናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር ኰይኑ። ንኣማኑኤል ተኸቲሉ ዓሚ'ውን ካልኣይ ዝወጽአ ኣባል ጋንታ ኣስታና ካዛኪስታን ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ክወጽእ...
- Details
ኢትዮጵያ "ኲናት ንምውላዕ" መመኽነይታ ትደሊ ኣላ ክትብል ኤርትራ ከሲሳ። ሚኒስትሪ ዜና ሎሚ ኣማስያኡ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ዝጥቅን ዲፕሎማስያዊ ምንቅስቓሳት የካይድ ኣሎ ኢሉ። "ኢትዮጵያ፡ ኲናት ንምውላዕን ርትዓዊ ንምምሳሉን ሰበብ ሃሰው ትብል" ኣላ ዝበለ እቲ መግለጺ፡ "ኣብ ዝ...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
151
152
153
154
155
156
157
158
159
160
161
162
163
164
165
166
167
168
169
170
171
172
173
174
175
176
177
178
179
180
181
182
183
184
185
186
187
188
189
190
191
192
193
194
195
196
197
198
199
200
201
202
203
204
205
206
207
208
209
210
Load more...
All items
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.