JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

But I must explain to you how all this mistaken idea of denouncing pleasure and praising pain was born and I will give you a complete account of the system, and expound the actual teachings of the gre...
ኣብ ካልጋሪ - ካናዳ - ኣብ ባእሲ ንዝነበሩ ሰባት ክዓርቕ ዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣዶናይ ተኽለ፡ ትማሊ ቀዳም ሓመድ-ኣዳም ኣብ ዝለበሰሉ፡ ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ካልጋሪ ብኸቢድ ሓዘን ከም ዘፋነውዎ ሲቲቪ ገሊጻ። ወዲ 24 መንእሰይ ኣዶናይ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ 17 ለካቲት ኣብ ባእሲ ንዝነበሩ ካብ ክልተ ንላዕሊ ሰባት ከ...
ቅድሚ ኣርብዓ ዓመት እዩ ነይሩ። ኣብቲ እዋን ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ንወኪል ስለያ እታ ሃገር ሞሳድ ሓደ ሓሳብ የቕርብ። እዚ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነበሩ ኣይሁድ [ቤተ-እስራኤላውያን] ብሕቡእ ኣውጺእኻ ናብታ ሃገር ንምውሳድ ዝግበር ምስጢራዊ ተልእኾ እዩ ነይሩ። በቲ ስርሒት ድማ ኣስታት ሸሞንተ ሽሕ ቤተ-እስራኤላ...
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ዝጸሓፎ ሓሳብን ብብዙሓት ንወድዓዊ ኵነታት ዝምድና ኢትዮጵያን ኤርትራን ይገልጽ'ዩ ተባሂሉ ዝተዘረበሉ ጽሑፍ፡ ውልቃዊ ርእይቶኡ እምበር ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገልጽ ከም ዘይኰነ ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣፍሊጡ። ወሃቢ ቃል ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻ...
Load more...