JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

መራሕቲ ኤርትራ፡ ግብጽን ሶማልያን ብሓሙስ 10 ጥቅምቲ ኣብዘካየድዎ ስሉሳዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሶማልያ፡ ሱዳንን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ተዘራሪቦም።ኣብቲ ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ዋዕላ፡ ንፈለማ እዋን ከም መራሒ ሃገር ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ግብጻዊ ፕረዚደንት ዓብደል-ፋታሕ ኣል-ሲሲ፡ ሶማላዊ መዘናኡ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ...
በሃር ኤርትራዊ ስነጥበባዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ኣብ መበል 76 ዓመት ዕድመኡ ኣብ ዝሓለፈ መስከረም ኣብ ሽወደን ከም ዝዓረፈ ዝዝከር እዩ።ዑስማን ኣብ ምዝማን ሙዚቃ ኤርትራ ዓቢ ተራ ካብ ዝተጻወቱ ፍቱዋት ድምጻውያን ሓደ እዩ። ኣብ 60ታት 70ታት፡ ማሕበራውን ሃገራውን ትሕዝቶ ዘለዎም ደርፍታቱ ኣብ ኵሉ መዳያት ዓሚቝ...
ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸክ ማሕሙድ "ወግዓዊ ምብጻሕ ስራሕ" ንምክያድ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣስመራ ኣትዩ።እቲ ብሰንኪ ጉዳይ ሶማሊላንድ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ወጥርን ምትፍናንን ዝርከብ ሶማላዊ መራሒ ኣብ ኤርትራ ተደጋጋሚ ምብጻሕ ከካይድ ይርአ።ካብ 2018 ንድሓር ምስ ሞቓድሾ ወግዓዊ ዲፕሎማስያዊ ርክባት ዝጀመረት ኣስመራ...
ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት 6 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ወረዳ ዳባት ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይትን ብኻራን ተሃሪሞም ከምዝቖሰሉ ነበርቲ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊፆም። ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ንድምፂ ኣመሪካ ብኢሜይል መብርሂ ዝሃበ ላዕለዋይ ኮሚሽ...
Load more...