JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸክ ማሕሙድ "ወግዓዊ ምብጻሕ ስራሕ" ንምክያድ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣስመራ ኣትዩ።እቲ ብሰንኪ ጉዳይ ሶማሊላንድ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ወጥርን ምትፍናንን ዝርከብ ሶማላዊ መራሒ ኣብ ኤርትራ ተደጋጋሚ ምብጻሕ ከካይድ ይርአ።ካብ 2018 ንድሓር ምስ ሞቓድሾ ወግዓዊ ዲፕሎማስያዊ ርክባት ዝጀመረት ኣስመራ...
ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት 6 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ወረዳ ዳባት ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይትን ብኻራን ተሃሪሞም ከምዝቖሰሉ ነበርቲ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊፆም። ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ንድምፂ ኣመሪካ ብኢሜይል መብርሂ ዝሃበ ላዕለዋይ ኮሚሽ...
ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ፣ ዓዲ ሰግዶ መርድእ በጺሑኩምዶ፣ ወየ ወየ ኣብ ስደት ዓሪፉ ንጋዶ፣ ቁምጣ ዓጢቑ ንነጻነት ኣንጊሁ ምስ ገስገሰ፣ ሐርበኛ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ምስ ተደምሰሰ፣ ንዳግማ መግዛእቲ ስለ ዘይወጸ፣ዘይተመለሰ ዓገብ ዝበለት ልሳንካ ያኣኽለኒ ኢላዶ ሎምሰ፣ የማነ ዕምሪ ኣኺላ መጸዋዕታ መጺኡኒ፣ ኣቦ...
ኣብ ሊባኖስ ብዝካየድ ዘሎ ግጭት፡ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ከቢድ ስግኣት ከምዝርከቡን ካብታ ሃገር ንኽወጽኡ ሓገዝ ከምዘድልዮምን ይገልጹ ኣለዉ።ዜጋታት ሊባኖስ ካብቲ ከባቢ እናወጽኡ እቶም ምስኣታቶም ዝሰርሑ ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ግን ኣብቲ ከባቢ ክተርፉ ይግደዱ ከምዘለዉ እቶም ግዳያ...
Load more...