JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

እቶም ካብ ኤርትራ ብክልላት ዓፈርን ትግራይን ኣቢሉ ናብ ኢትዮጵያ ብምስጋር ዓለምለኻዊ ዕቝባን መሰረታዊ ድሌታትን ዝሓቱ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣብታ ሃገር ግቡእ ውሕስነት ክወሃቦም፡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት - ዩኤንኤችሲኣር ጸዊዑ።እቲ ኮሚሽን ሎሚ ረቡዕ 20 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ዋሕዚ ኤርትራ...
ኣብ ከባቢ እቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ምምሕዳር ማንቸስተር ዓቢይ ዝርከብ፡ ኣብ ቀረባ ኣስታት 300 ሓተትቲ ዕቝባ ክነብርሉ ዝጀመሩ ሆቴል ዝቕመጡ ሰባት ነቲ ውሳነ ብምቅዋም ሕቶታት ከልዕሉ ጀሚሮም።ኣብዚ ክሬስታ ኮርት ዝተባህለ ሆቴል ዝነብሩ ዘለው ሓተትቲ ዕቝባ መብዛሕትኦም ካብ ኤርትራ ዝመጽኡ ከም ዝዀኑ ይእመን። ኣብ...
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብቲ ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ደገፍቱን ብስም ምንቅስቓስ ‘ ብርጌድ ንሓመዱ ‘ ዝተጠርነፉ ደለይቲ ለውጢን፣ ብተደጋጋሚ ዝተወልዐ ናዕቢን ጎነጽን ንዝተኣስሩ ሓያሎ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ፣ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር ከምዝኸፈለ፣ ዋይ ኔት ዝተባህለ መርበብ ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ መርበብ፣ ቅብሊት...
ኤርትራ ፡ ንፈለማ እዋን ዘውዲ “ሚስ ዩኒቨርስ ንኽትደፍእ ብመንገዲ ዕውቲ ወይዘሪት "ሚስ ዩኒቨርስ ኤርትራ" ስኒት ሃብተኣብ ትወዳደር ኣላ። ወይዘሪት ዩኒቨርስ ብ1952 ዝጀመረ ዝለዓለ መድረኽ ውድድር ቁንጅና ዓለም እዩ። ኣብዚ ልዑል ዝናን ክብርን ዘለዎ ውድድር፡ ዓመታዊ ብውሑዱ ልዕሊ 100 ነንሃገረን ዝውክላ ወይዘ...
Load more...