JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን በረኸት ብርሃነ ገብረግዚኣብሄር ዝተባህለ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ክልል ኣምሓራ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ። ሰለስተ ወለዶኣ ተሰዲዱ፡ ኣብ ከርተት ስደት 11 ዓመት ዘቝጸረት ኤርትራዊት ስድራ ድማ ሓዀትኰት እናበለ ድራር ዕለታ ዝምእርር ኣላይኣ ብግፍዒ ድሕ...
ቤትፍርዲ ስዊዘርላንድ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ልዕሊ ገለ የማናውያን ፖለቲከኛታት ንዘቕረብዎ ክሲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ውሳነ ሂቡሉ ነይሩ። እቲ ኣብ ከተማ ሉዛን ቅድሚ ሓያለ ዓመታት ዝቐረበ ክሲ ምስ ጽልኢን ሓርነት ሓሳብካ ምግላጽን ዝተሓሓዝ'ዩ። ኣብ 2019፡ የማናዊ ሰልፊ ኤስ-ፒ-ቪ (ሸPV)፡ ኤትራውያን ኣብ...
ካብ ኤርትራ ክሳዕ ኤውሮጳ ንምብጻሕ ዝግበር ሓደገኛ ጕዕዞ ተጓዒዛቶ፣ እቲ ኣብ መንገዲ ዘጓንፍ መሪር ስቓይ'ውን ተሰኪማቶ። ጸይራቶ ግና ስቕ ክትብል ኣይመረጸትን ብመጽሓፍ ጽሒፋቶ - ሳሮን ጌታቸው። "Kidnapped in Libya" (ኣብ ሊብያ ተጨውየ) ዝሰመየታ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ'ቶም ኣብ ሊብያ ንምጻሩ ዝኸብድ ተመኵ...
ካብ ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ መልሲ ዓመጽ ልምዲ ኮይንኩም ደግሲ ውግእ ወረ ውግእ ያኽለና ሎምሲ፣ . ኣብ ዕዳጋ ወሪድካ ዩ ዝሽመት እኽሊ፣ ህዝቢ ኤርትራ ንርስቱ ዋጋ ከፊሉ ካብ ሑሉፍ ታሪኽምክ ዘይትማሃሩ ንብዝሕኩም ኣሚንኩም ካብ ትጃሃሩ፣ ኤርትራዊ ኣደ ዶ እዚ ትፍደ ከብዳ ገዲፋ ዝቐጨውት ዝገዓተት ደቃ ክምለሱላ ሃንቀው...
Load more...