JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሰብመዚ ግብጺ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብዘይድልየቶም ናብ ሃገሮም ይሰጉዎም ኣለዉ ክብሉ ተሓለቕቲ መሰላት ከሲሶም። ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሩ 'ሁማን ራይተስ ኮንሰርን ኤርትራ' ዝተብሃለ፤ ኣብ ምጥባቕ ሰብኣዊ መሰላት ዝሰርሕ ዘይመንግስታዊ ትካል፡ ኣብ ግብጺ ብዙሓት ኤርትራውያን ማእሰርትን ምስጓግ ናብ ሃገሮምን የጋ...
ምስቲ ኣብ መጀመርታ ናይዚ ወርሒ ኣብ ግላስጎ ስኮትላንድ፡ ኣብ ሸዊት ዕድሜኡ ዝተቐተለ ኣሜን ተኽላይ ብዝተሓሓዝ ሳልሳይ ጥርጡር ኣብ ቀይዲ ኣትዩ። ወዲ 15 ዓመት ኣሜን ተኽላይ ብ5 መጋቢት ምሸት'ዩ ኣብታ ኣብ ስኮትላንድ ትርከብ ከተማ ግላስጎ ብኸቢድ ቈሲሉ ተረኺቡ። ኣብቲ ቦታ ዝበጽሑ ወሃብቲ ህጹጽ ሕክምናዊ ኣገልግ...
ግብጽን ኤርትራን ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዘይዳወባ ሃገራት ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕሪ ዝዀነ ይዅን ተሳትፎ ከይህልወን ከም ዝተሰማምዓ ማዕከናት ዜና ግብጺ ገሊጸን። ነዚ ዝገለጻ፡ ምኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ካይሮ ተረኺቡ፡ ምስ ፕረዚደንት ዓብደል ፈታሕ ኣል ሲሲን ምኒስተር ጉዳያት...
ዘመኑ፡ ዘመን ቍርቍስ ደብረ-ቢዘንን ጸዓዘጋን ነበረ ክበሃል ይከኣል። ደብረ-ቢዘን ማእከል ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ብምንባሩ ንህዝቢ ክርስትያን ከበሳ ብምውካል፡ ነቲ ምስዮናውያን ዘርኣይዎ ዉቕዮ (achievement) ብምምካት ተቓውሞኡ ዘልዓልሉ ዘመን ነበረ። ኣብቲ ቍርቍስ'ቲ ድማ ጣልያን፡ ከም ሓደስቲ ገዛእቲ መ...
Load more...