JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ማሕበር ባሕሬኛታት ኤርትራ (ማባኤ)ከም መቀጸልታ ኣብ ህሉዉ ዞባዊ ኩነታት ቀይሕ ባሕሪ ጽልዉኡን ኣመልኪቱ ከቅርቦ ዝጸንሔ ትንታነታት ከም ዘመልከቶ ኣብ መስመር መጋዓዝያ እቲ ባሕሪ፣ ባሕሬኛታት፣ ድሕነት መስመር ቀይሕ ባሕርን ባህርያዊ ተፈጥርኡን ብመጥቃዕትታት ሓይልታት ሑቲ የመን ኣብ ሓድሽ ዝበኣሰ መድረክ ምእታዉ እ...
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያን፣ ብናይ ጎማ ጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሸሞንተ ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ኣፍሊጡ።እቶም ኣብዚ ሳልስቲ‘ዚ፣ ቡሎኝ ሱር ሜር ኣብ ዝተባሃለ፣ ኣብ ሰሜናዊ ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ ጥሒሎም ዝሞቱ ሓተቲ ዑቕባ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ሱዳን፣ ኣፍጋኒስታን፣ ሶርያን ኢራንን‘ዮም።...
ሓላፊ መደባት ስፖርት ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ፍሉጥ ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ (ቶፖ) ንሚኒስተሪ ዜና ኤርትራ ወኪሉ፡ ካብ 26 ሓምለ ክሳብ 11 ነሓሰ 2024 ናብቲ ፓሪስ ዝተኻየደ መበል 33 ውድድር ኦሎምፒክ ድሕሪ ምኻዱ፡ ኣብዚ እዋን ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ሓቲቱ ከም ዘሎ እሙናት ምንጭታት ካብቲ ቦታ ንቢቢሲ ኣረጋጊጾ...
ፍሉጥ ደራሲን ተርጓምን ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ፡ ዕዉት ሽልማት ምግላጽ ሓሳባት ፐን ኤርትራ 2024 ኰይኑ ምርቍሑ፡ እቲ ትካል ብመርበብ ሓበሬታኡ ኣቃሊሑ። ዳኒኤል፡ ነዚ ዓመታዊ ዝወሃብ ሽልማት ዝተዓወተ፡ ‘ሓላው እታ ወርቃዊት ገረብ’ እትብል ዓባይ ታሪኻዊት ልበወለዳዊት መጽሓፍ፡ ካብ ስርሓት ማርክ ትወይን ዝረዓመት ፍ...
Load more...