JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዩጋንዳ፡ ብዓሰርታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ መብዛሕትኦም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን መንእሰያት ስደተኛታት ኣለው። እዚኦም፡ ብፖለቲካውን ቁጠባውን ምኽንያት ካብ ሃገሮም ዝተሰዱ ኰይኖም፡ እቶም ዝበዝሑ ናብ ካናዳን ኣመሪካን ንክኸዱ ብተስፋ ዝጽበዩ’ዮም። ቢቢሲ ዘዘራረቦም ስደተኛታት፡ እቲ መስርሕ ብውሑድ ኣስታት ሰለስተ...
ሓለዋ ባሕሪ ግሪኽ፡ ኣብ ዝሓለፈ ለሰለስተ ዓመት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዝሞቱ ዓሰርተታት ስደተኛታት ተሓታቲ ምዃኖም መሰኻኽር ዓይኒ ይገልጹ። ካብዚኦም እቶም ትሽዓተ ብፍላጥ ናብ ባሕሪ ዝተደርበዩ እዮም። ንሳቶም፡ ካብ ግዝኣታዊ ማያት ግሪኽ ብግዴታ ናብ ባሕሪ ምስ ተመልሱ ካብ ዝሞቱ ልዕሊ 40 ሰባት ምዃኖም መርመራ ቢ...
Load more...