JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ቤት-ፍርዲ ሆላንድ (ነዘርላንድስ) ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ለካቲት ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዘጋጠመ ጎንጺ ብዝተሓሓዝ ሎሚ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ኣብ 'ዴንሃኽ' (The Hague) ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሎሚ ሰኑይ ዕለት 23 መስከረም 2024 ኣብ ዝነበሮ መጋባእያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮሃንስ ኣብርሃ ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን...
ሓደ መዓልቲ ኣቶ ኣማኒኤል፡ ኣብ ቅድሚ ንጉስ ሃይለስላሰ ብዛዕባ ኤርትራ ዘረባ ሞሊቑዎም ኣሰር ኣብ ሓዊ ኣትዮም ነበሩ። እቲ "ጌጋ"፡ ከም ሓቂ ጌጋ ኣይነበረን። ብኣረኣእያ ንጉስ ግን ከም ጌጋ ስለ ዝተወስደ ኣቶ ኣማኒኤል ክቕጽዑ ናይ ግድን ነበረ። እዚ ጽሑፍ እዚ እምበኣር ኣብቲ ዛንታ ከተኩር እዩ።
2ይ ውግእ ዓለም ከብቅዕ እንከሎ ፡ ኤርትራን ፈለስጢንን ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር / መግዛእቲ ብሪጣንያ`የን ነይረን ። ዓባይ ብሪጣንያ ብቲ ውሕሉልን ፉሉጡን ውድታዊ ኣሰራርሓኣ ፈለስጢን ንጽዮናውያን ከተረክባ እንከላ ፡ ንኤርትራ ኸኣ ንፍዩዳላዊ ስርዓት እትዮጵያ ኣረከበታ፡ ናብዚ ንምብጻሕ ኣብ ፈለስጢን ይኹን ኣብ ኤርትራ...
ማሕበር ባሕሬኛታት ኤርትራ (ማባኤ)ከም መቀጸልታ ኣብ ህሉዉ ዞባዊ ኩነታት ቀይሕ ባሕሪ ጽልዉኡን ኣመልኪቱ ከቅርቦ ዝጸንሔ ትንታነታት ከም ዘመልከቶ ኣብ መስመር መጋዓዝያ እቲ ባሕሪ፣ ባሕሬኛታት፣ ድሕነት መስመር ቀይሕ ባሕርን ባህርያዊ ተፈጥርኡን ብመጥቃዕትታት ሓይልታት ሑቲ የመን ኣብ ሓድሽ ዝበኣሰ መድረክ ምእታዉ እ...
Load more...