JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

But I must explain to you how all this mistaken idea of denouncing pleasure and praising pain was born and I will give you a complete account of the system, and expound the actual teachings of the gre...
ኤርትራን ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃን ንህንጸት ፕሮጀክት ጸሓያዊ ጸዓት ዝውዕል ተወሳኺ 20 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ከም ዝኸተማ ምኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ትማሊ ሰኑይ ገሊጹ።ነቲ ስምምዕ፡ ምኒስተር ፋይናንስን ቍጠባዊ ልምዓትን ኤርትራ ዶ/ር ጊዮርግስ ተኽለሚካኤልን ምክትል ዋና ዳይረክተር ናይቲ ባንክ ልም...
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከቢድ ሳዕቤናት ከምዝህልዎ ሌ/ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ ገሊጹ። እቲ ኣባል ካቢነ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝኾነ ጀነራል ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ትግራይ ዳግማይ ናብ "ዓውደ-ውግእ" ከይትምለስ ዘለዎ ስግኣት'ውን ኣስፊሩ'...
ሃኒባል ሰሎሞን ምስ መዘንኡ ኣብ መስከረም 2023 ናብ ትግራይ ክሰግር እንከሎ 17 ዓመቱ ኣይመልአን ነይሩ። ንእስነቱ ግን ኣይመነወን፣ ሓደ ካብቶም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ቤት ማእሰርቲ ላፍቶ - ኣዲስ ኣበባ፡ ክሃድሙ ብኣባላት ሓለዋ ብዝተተኰሰሎም ጠያይት ግዳያት ዝዀኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት እዩ። እቲ ኣብ ኢትዮጵ...
Load more...