JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብቲ ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 2 መጋቢት ዝካየድ መበል 17 ዙር ርዋንዳ ትሽዓተ ኤርትራውያንን ሸሞንተ ኢትዮጵያውያንን ክተሳተፉ'ዮም። ብሓፈሻ ከኣ ኣብ 15 ጋንታታት ዝተጠርነፉ 75 ተቐዳደምቲ ክወዳደሩ'ዮም። ብኣሰልጣኒ ሳምሶም ሰለሙን እትእለ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ነቲ ንሰለስተ ግዜ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ ዝዀነን ኣብ...
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሃቦ መጠንቀቕታ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኤርትራ ገሊጻ። ኤርትራ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ንምውላዕ ትዳሎ ከም ዘላን ክትግታእ ከምዝግባኣን'ዩ እቲ ኢትዮጵያዊ ብዓል ስልጣን ብሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ ዝኸስስ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዝሃቦ ግብረ...
ቤት-ፍርዲ ዓባይ ብሪጣንያ ነቲ ብ12 ነሓሰ 2021 ኣብ ከተማ ኮቨንትሪ ኣብ ዝርከብ ትካል ጥዕና ኣእምሮ፡ ባዕሉ ህይወቱ ከም ዘጥፍአ ዝተገልጸ ሄኖክ ዛይድ ገብረስላሴ ንኣማውታኡ ዝምልከት መርትዖታት ሰሚዑ። ቅድሚ ሞቱ - ቅድሚ ሓያሎ መዓልታት - ካብቲ ማእከል ጥዕና ኣብ ዝሃደመሉ እዋን ካራ ሒዙ ከም ዝተረኽበ'ውን...
ዋሽንግተን — ካብ 2013 ክሳብ 2018 ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኰይኑ ዘገልገለ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፡ ብ17 ለካቲት ኣብ ናይ እንግሊዘኛ መርበብ ሓበሬታ ኣልጃዚራ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመጽእ ግጭት ምውጋድ፡ ውሳነ ዝውሰደሉ ግዜ’ዩ፡” ክብል ጽሒፉ። ጽሑፍ ዶክተር ሙላቱ፡ “ጎረቤት ሃገር ኤርትራ ምስ...
Load more...