JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ፍሉጥ ደራሲን ተርጓምን ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ፡ ዕዉት ሽልማት ምግላጽ ሓሳባት ፐን ኤርትራ 2024 ኰይኑ ምርቍሑ፡ እቲ ትካል ብመርበብ ሓበሬታኡ ኣቃሊሑ። ዳኒኤል፡ ነዚ ዓመታዊ ዝወሃብ ሽልማት ዝተዓወተ፡ ‘ሓላው እታ ወርቃዊት ገረብ’ እትብል ዓባይ ታሪኻዊት ልበወለዳዊት መጽሓፍ፡ ካብ ስርሓት ማርክ ትወይን ዝረዓመት ፍ...
ዋሽንግተን — ሎሚ 18 መስከረም 2024፡ መበል 23 ዓመት ምዕጻው ናጻ ፕረስ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝዝከረሉ፡ መሰል ምግላጽ ሓሳባትን ድንፋዐ ስነ-ጽሑፍን ዝጣበቕ ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት ዝተሰየመ ማሕበር ጸሓፍቲን ጋዜጠኛታትን ድማ ናይዚ ዓመት ዕዉት መሰል ምግላጽ ሓሳባት ወግዓዊ ገይሩ ኣሎ። ኣብዚ ካብ 2019 ጀሚሩ ዓ...
ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ከሰላ ኣስፋሕፊሑ ብዘሎ ሕማም ኮሌራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ ኣርባዕተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 100 ድማ በቲ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ካብ ፈረንሳ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ ሰባት እቶም ሸሞንተ ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። እታ ጃልባ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ፓስ-ደ-ካለይ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ቦሎን-ሱር-መር ኣብ ዝርከብ ማያት ድሕሪ ሰዓት 01፡00 [ብኣቈጻጽራ እታ ሃገር] ኣብ ጸገም ድሕሪ ምእታዋ፡ ኣገልግሎት ህይወት ኣድሕን ሓበሬታ ከምዝበጽ...
Load more...