JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዘለዉ ኣዘርባዣናውያን ባሕረኛታት ክፍትሑ ቤተሰቦም ጸዊዖም። መንግስታዊ ትካል ፕረስ ኣዘርባዣን ከምዝበሎ፡ ስድራቤት ናይቶም ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ትሕቲ ኤርትራ ከምዘለዉ ዝንገረሎም ባሕረኛታት ብዛዕባ ኩነታቶም ርጡብ ሓበሬታ ክወሃቦም ንምጥላብ'ዮም ኣብ ርእሰከተማ ባኩ ተቓውሞኦም ኣስሚዖም። ኣብ...
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከካይድ ዝቐነየ ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደቱ ወዲኡ ከም ዝተመልሰ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ናብ ኣስመራ ዝኣተወ ኣምባሳደር ሲልቨይን ኣስቴር ምስ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብምርኻብ ተዘራሪቡ ነይሩ።ምብጻሕ ናይቲ ላዕለዋይ...
ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል ኤርትራዊ መንእሰይ ንርስቱ ንሪሙ ይካላኸል ኣሎ እንዳ ከፈለ ደሙ፣ ዓሻ በጊዕ ምስ ቶኹላ ዕርክነት ንኢትዮጵያዊያን ኤሊት ኣሚንካስ ጉራ እቶም ንህዝባ በቲኖም ዝምነዩ ንባሕራ ምስኦም ኮንክካስ ለውጢ ኣብ ኤርትራ፣ ብላዕ ዘይበልዎስ ጽብሑለይ በለ ኤርትራዊ ዋጋ እንዳ ከፈለ ያኣክል ጉያ ንሽዋ...
ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሓደ ካብቶም ዝኸፍኡ ሓደጋታት፡ እቲ ኣብ ሰነ 2017 ኣብ ምዕራብ ለንደን ዘጋጠመን ንግረንፈል ታወር ዘዕነወን ባርዕ ይጥቀስ፤ እቲ ሓደጋ 72 ህይወት ዝቐዘፈ እዩ። ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን እቶም ዝያዳ ዝተጐድኡ ማሕበረሰባት ከምዝነበሩ ዝዝከር ኰይኑ፡ ካብ ክልቲኡ ሕብረተሰብ ልዕሊ ፍርቂ ህጻ...
Load more...