Latest releases
- Details
ቶባእ ድሕሪ ደጊም፣ሽጣራ ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ፣ከም መምህሮም ልቦም ዘይርከብ፣ትማሊ ብዑሉማት ኣዛብእ ዝሕሎ ከምዘይ በልካዮ፣ሎሚ ፕረስደንት ሃገር ኤርትራ ሰሚኻዮ፣መንድዩ ኣይከሰርናን ሐደ ህዝቢ ኢና ዝበለ ትማሊ፣ንኢሰያስ ካብ ኣቢ እንታይ ይፈልዮ፣ኣይፋልካን ኢንጂነር ተስፋይ፣ናይ ወዲ ጣባ ኣብ ኣስመራ ወዘኽዘኽ...
- Details
ቅድሚ ክልተ ሰሙን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣዋርሕ ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ብመንገዲ ቡሬ ናብ ሃገሮም ከም ዝጠረዞም ክግለጽ ጸኒሑ። ክፍሊ ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ግን "ኢትዮጵያ፡ ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ሰጒጓ፡" ዝብል ወረ ቅኑዕ ከምዘይኰነን ብሓይሊ ዝመለሶ...
- Details
ኤርትራ፡ ዝተዋህለለ ዕዳ መንገድታት ኣየር፤ ንዝነውሐ ዓመታት ብዘይምኽፋላ፡ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምእትስራዕ፡ ኣህጉራዊ ማሕበር መጓዓዝያ ኣየር ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፡ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2024 ፡ ብደረጃ ዓለም፡ ንመንገድታት ኣየር ዘይተኸፍለ 1.7 ቢልዮን ዶላር ውህሉል...
- Details
ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲን ካልአ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ይዋፈሩ ኣለዉ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ገሊጹ። እቲ ክፍሊ ኣብ መግለጺኡ፡ ኣዝማድ ንምብጻሕ፡ ካብ ኤርትራ፡ ዱባይን ኡጋንዳን፣ ብሕጋዊ መንገዲ ብቪዛ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ኤርትራውያን፡ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብሳንጣታት ኣቁሑ...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
Load more...
All items
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.