JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዕግርግር ብምፍጣር ዝተጠርጠሩ ፍርዲ ሂቡ። እቶም ሽዱሽት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዉ ሰባት፡ ኣብ 2023 ኣብ ስቶኮልም ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዕግርግር ብምፍጣር ንማእሰርቲ ከም ዝተፈረዱ ማዕከናት ዜና ሽወደን ኣቃሊሐን። ሓሙሽተ ካብቶም ኣብ ቀይዲ ዝኣተዉ ንሓሙሽ...
ሰብመዚ ጸጥታ ጀርመን ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚሩ ንመስረትቲ ናይቲ 'ብርጌድ ንሓመዱ' ተባሂሉ ዝፍለጥ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ኣብ ቀይዲ ንምእታው ስርሒት ምጅማሮም ኣፍሊጦም። ኣኽበርቲ ሕጊ ከምዝበልዎ፡ ኣብ ሽዱሽተ ዞባታት ጀርመን ኣብ 19 መንበሪ ገዛውቲ ነቶም ጥርጡራት ንምድላይ ተፍትሽ ይካየድ ኣሎ። ቤት ጽሕፈ...
ሓይሊ ዕማም ቀይሕ ባሕሪ ዝተሰምየ ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብዛዕባ ምርካብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ዘቕረበቶ ጠለብ፡ "ብታሪኽ ዘይቅኑዕን ብሕጊ ዘይምኽነን፡" ብምባል ብትሪ ነጺጉዎ። እዚ ዝወጽአ ሓድሽ መጽናዕታዊ ሓተታ፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ብ13 ጥቅምቲ 2023...
ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ ባሕረኛታት ከምዝተለቁ ማዕከናት ዜና ኣዘርባዣን ሓቢረን። እቶም 18 ኣዘርባዣናውያን ዝርከብዎም ባሕረኛታት ምስተን ብዘይፍቓድ ናብ ልኡላዊ ማያት ኤርትራ ብምእታወን ብሓለዋ ባሕሪ ዝተታሕዛ ሰለስተ መራኽብ ኣዘርባዣን ዝነበሩ'ዮም። ንመንግስቲ ቅርበት ዘለዎ ትረንድ ዝተባህለ...
Load more...