JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ማእለያ ዘይብሎም ኤርትራውያን ካብ'ቲ ወጣጥን ደፋእን ናብራ ኤርትራ ኣምሊጦም ኣብ ወጻኢ ዝተዓቝቡ ብዙሓት'ዮም። እወ፡ ስደት መናብርቲ ኤርትራውያን ካብ ዝኸውን ነዊሕ ጊዜ ሓሊፉ ኣሎ፣ ካብ ግዜ ሃይለስላሰ ጀሚሩ፡ ብግዝያት ደርግን ሰውራን ቀጺሉ ክሳዕ ሕጂ ዘሎ ተርእዮ'ዩ። ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ብዝሒ ስደተኛታት ክንኪ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ረቡዕ ምሸት ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ክፋል፡ "ብቐንዱ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዝተኰረ" ዝተባህለ ቃለመሕትቱ፡ ንኣስታት ሓደ ሰዓትን ፈረቓን ዝተኻየደ ኰይኑ፡ ትንተናኡ ብጉዳይ ሱዳን እዩ ጀሚሩ። ኣብቲ ኤርትራ ኣብ ሜዳ ዲፕሎማሲ ምስ ኣብ ዞባኣ ዘለዋ ሃገራትን ሃገራት ኤውሮጳን ዘለዋ ዝምድና ኣቢ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ረቡዕ ምሸት ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ክፋል፡ "ብቐንዱ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዝተኰረ" ዝተባህለ ቃለመሕትቱ፡ ንኣስታት ሓደ ሰዓትን ፈረቓን ዝተኻየደ ኰይኑ፡ ትንተናኡ ብጉዳይ ሱዳን እዩ ጀሚሩ።ኣብቲ ኤርትራ ኣብ ሜዳ ዲፕሎማሲ ምስ ኣብ ዞባኣ ዘለዋ ሃገራትን ሃገራት ኤውሮጳን ዘለዋ ዝምድና ኣቢሉ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ሃንደበታዊ ክብሃል ዝክኣል ቃለመሕትት ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኣካይዱ። ኣብቲ ንኽልተ ሰዓት ዝቐጸለ መደብ፡ ኢሳይያስ ንዓለማዊ ፖለቲካዊ ኵነታት፣ ነቲ ኣብ ቀዳማይ እብረ ፕረዚደንት ትራምፕ ዝተፈተነ ምምሕያሽ ዝምድና ኤርትራን ኣመሪካን፣ ኣብዚ ሓድሽ ምልሶት ትራም...
Load more...