JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋሊድ ዓብደልከሪም ኣልኸረይጂ ዝምራሕ ላዕለኣይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ፣ ብረቡዕ 19 መጋቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ጊዶዎን ጢሜቴዎስን...
ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይ፣ ኤርትራን ኣፍደ ባሕርን ኣመልኪቱ ሎሚ ካብ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዝቐረብሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቡ። ኣቢይ ኣሕመድ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፈጻጽማ መደባቱ ተገምጊሙ፡ መረጻ ክሳብ ዝካየድ፡ ንመጻኢ ሓደ ዓመት፡ ገደብ ግዜኡ ከምዝናዋሕ ኣፍሊጡ። እንተዀነ፡...
ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይ፡ ኤርትራን ኣፍደ ባሕርን ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዝቐረብሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቡ። ኣቢይ ኣሕመድ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፈጻጽማ መደባት ተገምጊሙ፡ መረጻ ክሳብ ዝካየድ፡ ንመጻኢ ክልተ ዓመታት፡ ገደብ ግዜ ከምዝናዋሕ ኣፍሊጡ። እንተዀነ፡ እቲ...
ፖሊስ ብሪጣንያ፡ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ኣብ ዝተኻየደ ሰፊሕ ባእሲ ተሳቲፎም ንዝበሉዎም ናይ 22 ኤርትራውያን ኣሳእል ዘርጊሑ። እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዘጋጠመ ግጭት ብ25 ግንቦት 2024 ኣብ መንገዲ ዉድቦርን ከም ዘጋጠመ ፖሊስ ሳውዝ ዮርክሻየር ሓቢሩ። ወሃቢ ቃል ፖሊስ ከም ዝሓበሮ፡ እቲ ዕግርግር ኣብ መንጎ ክልተ...
Load more...