JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለታ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ዝቐነየት ሃገራት ጋንታ ኤርትራ ሎሚ ናብ ርእሰ ከተማ ኣስመራ ኣትያ። እታ ድሙቕ ዓወታት ሓፊሳ ዝተመለሰት ደቂኣንስትዮ ዝርከቡዋ ጋንታ ናብ ሃገራ ኣብ ዝተመልሰትሉ ደገፍቲ ቅድድም ብሽክለታ ናብ ጎደና ብምስላፍ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምላ።ኣብቲ...
ኣብዚ ካብ 9 ክሳብ 13 ጥቅምቲ ኣብ ኬንያ ከተማ ኤልዶረትን ኢተንን ክካይድ ዝቐነየ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2024፡ ኤርትራ ኣብቲ ጸወታ 7 ወርቂ፡ 5 ብሩር 4 ነሓስ ብምርካብ ብድምር 16 መዳልያታት ብምውህላል ብብዝሒ መዳልያታት ቀዳመይቲ ብምዃን ነቲ ውድድር ዛዚማቶ።ደቡብ ኣፍሪቃ ንኤርትራ ተኸቲላ 3 ወርቂ 4 ብሩር፡...
ንፈለማ እዋን ናብ ኤርትራ ዝበጽሕ ዘሎ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲ ሎሚ ንግሆ ኣስመራ ኣትዩ። ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኤል-ሲሲን ሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት ዝሓቖፈ ልኡኹን፤ ሓላፊ ካቢነ ሚኒስተራት ፕረዚደንት፤ ከምኡ’ውን፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሓቢሮም ተጓዒዞም ኣለው። ፕረዚደንት ኣልሲሲ ፕረዚደ...
መራሕቲ ኤርትራ፡ ግብጽን ሶማልያን ብሓሙስ 10 ጥቅምቲ ኣብዘካየድዎ ስሉሳዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሶማልያ፡ ሱዳንን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ተዘራሪቦም።ኣብቲ ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ዋዕላ፡ ንፈለማ እዋን ከም መራሒ ሃገር ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ግብጻዊ ፕረዚደንት ዓብደል-ፋታሕ ኣል-ሲሲ፡ ሶማላዊ መዘናኡ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ...
Load more...