JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ሽወደን ከተማ ኦረቡሮ ብሰሉስ 4 ለካቲት፡ ሪቻርድ ኣንደሽን ዝተባሃለ ወዲ 35 ዓመት መንስሰይ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዝፈጸሞ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብታ ሃገር ከቢድ ስንባደ ምፍጣሩ ይዝከር። በቲ መጥቃዕቲ 10 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፡ ፈጻሚ እቲ ገበን'ውን ከምዝተቐተለ ኣብ እዋኑ ተሓቢሩ ነይሩ። ፖሊስ፡ እቶም...
እዚ ሰሙን ቅንያት፡ መበል 35 ዓመት ጽንብል ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል እዩ። እዚ እዋን ከኣ እቲ ንሓርነት ሰምሃርን ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕን ዝተኸፍለ ከቢድ ዋጋን ኣብቲ ዓውደ ውግእ ዝተራእየ 'ቈራጽነትን ጀግንነትን ኤርትራውያን ተቓለስቲ'፡ ብደርፍን ሙዚቃን ድራማን ትልሂትን ክግለጽ ቀንዩ'ሎ። ኣብ ተሌቪዥን ኤርትራ ይ...
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዘለዉ ኣዘርባዣናውያን ባሕረኛታት ክፍትሑ ቤተሰቦም ጸዊዖም። መንግስታዊ ትካል ፕረስ ኣዘርባዣን ከምዝበሎ፡ ስድራቤት ናይቶም ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ትሕቲ ኤርትራ ከምዘለዉ ዝንገረሎም ባሕረኛታት ብዛዕባ ኩነታቶም ርጡብ ሓበሬታ ክወሃቦም ንምጥላብ'ዮም ኣብ ርእሰከተማ ባኩ ተቓውሞኦም ኣስሚዖም። ኣብ...
Load more...