JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ሊባኖስ ብዝካየድ ዘሎ ግጭት፡ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ከቢድ ስግኣት ከምዝርከቡን ካብታ ሃገር ንኽወጽኡ ሓገዝ ከምዘድልዮምን ይገልጹ ኣለዉ።ዜጋታት ሊባኖስ ካብቲ ከባቢ እናወጽኡ እቶም ምስኣታቶም ዝሰርሑ ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ግን ኣብቲ ከባቢ ክተርፉ ይግደዱ ከምዘለዉ እቶም ግዳያ...
ዋሽንግተን — ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘሎ ጎንፅን ውጥረትን ብፍላይ ከኣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ዝተራእየ ምውንጫፍ ሚሳይላት ኢራን ናብ እስራኤልን ደብዳብ እስራኤል ኣብ ሊባኖስን ንኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብኸመይ ይጸልዎም ንዝብል ንኣባል ማሕበር ብሩህ ተስፋ ዝኾነ ብርሃነ ነጋሲ ኣዘራሪብናዮም ኣለና። ምን...
ህዝቢ ዓለም፡ ቅድሚ 11 ዓመት፡ ልክዕ ከምዛ ሎም መዓልቲ - ሓሙስ 03 ጥቅምቲ 2013፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ 368 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓደጋ ጃልባ ከምዝሞቱ ተረዲኡ።
ኣብቲ ካብ 21 ክሳብ 29 መስከረም ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ መበል 91 ሻምፕዮና ዓለም ብኣሰልጠንቲ ሳምሶም ሰለሙንን ሙሴ ኣስሄልን እትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኣርባዕተ ምድባት’ያ ተወዳዲራ።
Load more...