JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ታሪኽ ኤርትራ 1941 መቐይሮታት ዘተኣታተወት ዓመት ነበረት። እንግሊዝ ንጣልያን ስዒሩ ንኤርትራ ዝኣተወሉ፡ መንቋሕቋሕታ ዝነበሮም ዜጋታት ብሃገራውነት ተደሪኾም ንባህግታት ናጽነት ክዅስኵስሉ ዝጀምርሉ ዓመት ነበረት። ሽዑ'ዩ 'ማሕበር ፍቕሪ ሃገር' ብ5 ግንቦት 1941 ኣብ ኣስመራ ዝተመስረተ። ሃጸይ ሃይለስላሴ ከ...
ሓደ ትሕቲ ዕድመ ስደተኛ መንእሰይ ብዝተፈጸመሉ መጥቃዕቲ ከምዝሞተ ሰብመዚ ጸጥታ ብሪጣንያ ሓቢሮም። ወዲ 15 ዓመት ኣሜን ተኽላይ ብረቡዕ ምሸት'ዩ ኣብታ ኣብ ስኮትላንድ ትርከብ ከተማ ግላስጎ ብኸቢድ ቆሲሉ ተረኺቡ። ኣብቲ ቦታ ዝበጽሑ ወሃብቲ ህጹጽ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምድሓኑ ዝገበርዎ ጻዕሪ ከምዘይተዓወተን ኣብ ቦ...
ፓርላማ እስራኤል፡ ሓተትቲ ዕቝባ ኣብ ዓዶም "ንስርዓት ሃገሮም" ዝድግፉ ኰይኖም እንተ ተረኺቦም፡ ናብ ሃገሮም ክጥረዙ ዘኽእል ዝቐረበ ቀዳማይ እማመ ሰሚዑ ኣጽዲቑ ክብላ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ 'ክነሰት' ተባሂሉ ዝጽዋዕ ፓርላማ፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ "ንስርዓት ሃገሮም" ዝድግፉ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም...
ኣብ ደቡብ-ሱዳን ከተማ ጁባ ብዙሓት ላዕለዎት ሰበስልጣን ብምእሳሮም ወጥሪ ከም ዝነገሰን እቲ ውዕል ሰላም ፈሪሱ ናብ ኲናት ከየምርሕ ስግኣት ከም ዝፈጠረን ዝተፈላለዩ ምንጭታት ይሕብሩ። ብተወሳኺ፡ ኣብ ጁባ ዝርከብ መንበሪ-ቤት ምክትል ፕረዚደንት ሪክ ማቻር ንሓደ ለይቲ ብሰራዊት ሱዳን ተኸቢቡ ከም ዝሓደረ ተፈሊጡ ኣሎ...
Load more...