JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ውድድራት ኦሎምፒክ ንሳልሳይ እዋኑ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ኣጋጣሚ ኤርትራዊት ኣትሌት መቅደስ ወልዱ እትርከበን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ኣብዛ ከተማ ንፈለማ እዋን ክሳተፋ እየን።
ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ኢጣልያዊ ሚኒስተር ንግዲን ሃገራዊ ፍርያትን ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣዶልፎ ኡርሶ ዝመርሖ ጉጅለ ሎሚ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ንዝርከብ ፋብሪካታት ፕሮጀክትታትን ተዓዚቡ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ከምዝሓበሮ፡ ናብ ፋብሪካ ዓለባ ዛየርን ኣብ ከባቢ...
ስዊዘርላንድ ምስ ኤርትራ ንምዝርራብ በዓልስልጣን ርክባት ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ።
ሃገራዊ ባይቶ ስዊዘርላንድ ናይ ዑቕባ ሕተኦም ዝተነጽገ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክልእኽ ንዘሕለፎ ውሳኔ ዝቓውም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
Load more...