JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ ኩሎም ናይ ሕልና እሱራት ክፈትሕን ፖለቲካዊን ሲቪካውን መሰላት ዜጋታታ ከተኽበርን ሕቡራት ሃገራት፡ ብሪጣንያን ሕብረት ኣውሮጳን ዝርከብዎም ወገናት ጸዊዖም። ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳያት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ትማሊ ሰኑይ 16 ሰነ ኣብ ጀነቫ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኩነታት ኤርትራ ከምዘይተመሓየሸ ኣ...
ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ፡ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምምሕያሽ ዝተገብረ ጻዕርታት ከም ዝፈሸለ ገሊጹ። ፊልድማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ ንኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ኤርትራ ንሃገሩ ኣፍደገ ባሕራ ክትከፍተላ ድልውቲ ከም ዘይኰነት'ውን ኣሚቱ። ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ከም ዘድልያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪን...
ኣሌክ ዮሴፍ ብርሃነ ዝተባህለ ወዲ 23 ዓመት ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ኣምሓራ፡ ዳባት ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትለ ቤተሰብ ንቢቢሲ ገሊጾም። ብረቡዕ ምሸት ከባቢ ሰዓት 9 ከም ዝተቐትለ ዝተነግረ መንእሰይ፡ ኣብ ገዛኡ ደቂሱ እንከሎ ጐረቤቱ ሰረቕቲ...
ብዙሓት ኤርትራውያን ካብ ሃገሮም ወጺኦም ናብ ጐረባብቲ ሃገራትን ብኡ ኣቢሎም ድማ ናብ ምዕራባውያን ሃገራት ክስደዱ ይረአዩ እዮም። ኣብዚ ጕዕዞ'ዚ ገለ ትሕቲ ዕድመ፡ ገለ'ውን ንዓቕሚ ሄዋን ዝበጽሓ ብቝጽሪ ውሑዳት ዘይኰና ደቀንስትዮ ይርከባኦም።ገለ ድማ ኣብ ወጻኢ ሃገር ናብ ዝርከቡ መጻምደን ክጠራነፋ ዝሃቀና ሰብ ሓ...
Load more...