JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ሪያድ ዝመንበሩ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ መንበሪ ፍቓድ ከሕድሱ ንዘይክእሉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኤምባሲ፣ ካብ 05 መጋቢት ኣትሒዙ ኣብ ዘቕርቦ ዘሎ ጻውዒት፣ ናብ ዓዶም ክምለሱ ደልዮም ግና ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዘይክኣሉ፣ ብዝሖም ክንደይ ምዃኖም ንምፍላጥ ኣቐዲ...
ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም፡ ንፌስቲቫል ኤርትራ ዝህቦ ዝነበረ ደገፍ ክስሕቦ ምኳኑ ‘ዳገንስ ኒሄተር‘ ንዝተባህለት ጋዜጣ ብምጥቃስ ራድዮ ሽወደን ትግርኛ ሓቢራ።
ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ሕማም ዓሶ ሓደ ካብ ቀንዲ ሓደገኛ ሕማማትን ቀታልን እዩ::
ኣእምሮኣ፡ ኣእዛና፡ ኣጻብዕታን ኣእጋራን ወትሩ ኣብ ንጡፍ ስራሕን ምንቅስቓስን ምስተጸምዱ’ዮም።
Load more...