Latest releases
- Details
ኣብ መወዳእታ ጥሪ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ቀዳመይቲ ምኒስተር ጆርጂያ መሎኒን ንዝተገብረ ዘተ መሰረት ብምግባር፡ ኤርትራን ኢጣልያን ዓበይቲ ውዕላት ከም ዝተፈራረማ መንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ ሻባይት ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነቲ ብምኒስተር ሕርሻን መግብን ኢጣልያ ሚስተር ፍራንቸስኮ ሎሎብሪ...
- Details
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ19 ከምኡ'ውን 23 ሓምለ 2025 ኣብ ዓለማዊ፡ ኣህጉራዊ፡ ዞባውን ዘቤታውን ጉዳያት ዘተኰረ ሰፊሕ ቃለመሕትት ምስ ማዕከን ዜና ሃገሩ ኣካዪዱ ነይሩ። እዚ ቃለመሕትት'ዚ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኲናትን ደበና ኲናትን ኣንጠጥይሉ ኣብ ዘሎ እዋን ምክያዱ፡ ካብ ኤርትራውያን ዘይኰኑ ሰባትን መራ...
- Details
ኣብ ሚያዝያ 2018፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ምስ መጽአ፡ ኣብ ኢትዮጵያን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዙሓት ዘይተጸበይዎ ተስፋ ዓሲሉ ነይሩ። ኣብቲ ዝተገብረ ቅልጡፍ ጽገናታት፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ እሱራት ፖለቲካን ጋዜጠኛታት ተፈቲሖም፣ ናጽነት ሚድያ ሰፊሑ፣ ኣብ ጐረባብቲ ሃገራት ኰይኖም ዕጥቃዊ ቃልሲ ዘ...
- Details
ካብ 5 ሓምለ ጀሚሩ ን21 መድረኻት ክካየድ ዝቐነየ ዙር ፈረንሳ 2025፡ ስሎቨንያዊ ታደይ ፖጋቻ ተዓዋቲ ብጫ ማልያ ኰይኑ ዛዚምዎ። እቲ ትማሊ ኣብ ከተማ ፖሪስ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታን መበል 21 መድረኽን ብዓወት ተጻዋታይ ቪዝማ ሊዝ ቫን ኣርት'ዩ ተዛዚሙ። ቫን ኣርት ኣብ ልዕሊ ታደይ ፖጋቻ መጥቃዕቲ ብምፍጻም'ዩ...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
151
152
153
154
155
156
157
158
159
160
161
162
163
164
165
166
167
168
169
170
171
172
173
174
175
176
177
178
179
180
181
182
183
184
185
186
187
188
189
190
191
192
193
194
195
196
197
198
199
200
201
202
203
204
205
206
207
208
209
210
211
212
213
214
215
216
217
218
219
220
221
222
223
224
225
226
227
228
229
230
231
Load more...
All items
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.