JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሓይሊታት ሑቲ የመን ኣብዚ እዋን፡ ሓድሽ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ብምክያድ ሓያለ ከባቢታት ቀይሕባሕሪ ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሮም ከም ዘእተዉ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ እዋን፡ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ "ጉዳይ የመን ወተሃደራዊ መፍትሒ የብሉን፡" ብምባል ርእይቶኡ ሂቡ። ምኒስተር ዑስማን፡ ካብ ኣስመራ ምስቲ ዓቢይ...
ቅድሚ ሸሞንተ ዓመት፣ ልክዕ ከምዚ እዋን፣ ጋዜጠኛታት ቢቢሲ ቋንቋታት ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኦሮምኛን፣ ነቲ ኣስታት 20 ዓመት ዝጸንሐ ጽልእን ቅርሕንትን ቀቢሩ ፍቕርን ተስፋን ዝዘርአ ኣብ ዛላምበሳ–ሰርሓ ዝተራእየ ታሪኻዊ ፍጻመ ንምጽብጻብ ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ነበርና። እቲ ፍጻመ፣ ንኣህዛብ ክልቲኡ ሃገራት ጥራይ ዘይኮነ፣...
ኣስመራ፡ እታ ብጽሬታን ብስሩዕ ውጥን ዘመናዊ ከተማውነትን ኣብ ቅድሚት ትስራዕ ዝነበረት "ንእሽቶ ሮማ"፡ ሎሚ መልክዓ ብሕሱም ኵነታት ተቐይሩ፡ ነበርታ ኣብ ከቢድ ጸገም ጽምኢ ማይ ይርከቡ። እቲ ንጽሬት ጐደናታታ ዝገልጽ ዝነበረ ትርኢት፡ ሎሚ ማይ ከግብእ ብዝጽበ ፊስቶታት፡ ሰማያዊን ቢጫን ጀሪካናትን፡ ከምኡ'ውን ማይ...
ባንክ ኤርትራ፡ ውልቀ-ሰባትን ብሕታዊ ትካላትን ንዝተወሰነ እዋን ኣብ ኢዶም ክሕዝዎ ዝኽእሉ መጠን ጥረ ገንዘብ ናቕፋ ብደረጃታት ዝድርት ሓድሽ ሕጋዊ ምልክታ ኣውጺኡ። እዚ ሎሚ 9 መስከረም 2026 ኣብ ጋዜጣ ኣዋጃት ኤርትራ ተሓቲሙ ዝወጽአ "ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 134/2026"፡ ኣርባዕተ ዓንቀጻት ዝሓዘ ኰይኑ፡ ምንቅ...
Load more...