JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ኤርትራ፡ ነቲ ኣመና ተዳኺሙ ዝጸንሐ ቀረብ ጸዓት ንምምሕያሽ ብመንግስቲ ኣብ 2021 ዝተጀመረ ምዃኑ ዝተገልጸ ፕሮጀክት፡ ቀዳማይ ገጹ ከምዝተዛዘመን ስራሕ ከም ዝጀመረን፡ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ኣቃሊሑ'ሎ።
ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ንመወዳእታ ግዜኡ ካብ ዝእከብ፡ ዝሓለፈ 28 መስከረም ሽዱሽተ ዓመት መሊኡ ኣሎ። ብዙሓት ኤርትራውያን፡ ካቢነ ሚኒስተራት ኣበይ ኣተወ? ስለምንታይ’ዩ “ደስኪሉ”? ኣባላቱ ዝዀኑ ሚኒስተራትን ዝመርሕወን ሚኒስትሪታትን’ከ ኣብ ምንታይ ኵነታት ኣለው? ዝብሉ ሕቶታት ከልዕሉ ጸኒሖም ኣለዉ። ዕድመ ና...
ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ንፍትሒ ካብ 17 ክሳብ 23 መስከረም 2024 “ብሓድነትና፡ ናብ ዓወትና’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ሱሩዕ ኣኬባኡ ኣካይዱ።
ግብጺ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሶማል ዝጀመረቶ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ተወሳኺ ኣጽዋር ከምዘእተወት ተሓቢሩ። እቲ ጸረ–ነፈርቲ፣ ድሩዓት መካይንን ከበድቲ ብረታትን ዘጠቓለለ ኣጽዋር ብዝሑ እኳ እንተዘይተገልጸ፣ ካብቲ ዝሓለፈ ቅነ ናብ ሶማል ዝኣተወ ዝዛያደ ምዃኑ ‘ዩ ተጠቒሱ።
Load more...