JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ዓመተ 1996፡ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ከኣ ብሓደ ኣገዳሲ ፍጻሜ ትዝከር። ኣብታ ዓመት እቲኣ ንነዊሕ እዋን ትጽቢት ክግበረሉ ዝጸንሐ ሕጊ ፕረስ ኤርትራ ተኣወጀ። እቲ ኣዋጅ ትካላት-ጋዜጣ ክምስርቱ ንዝደለዩ ዜጋታት ዕድል ዝህብ ነበረ - ሬድዮን ተሌቪዥንን ግን ንመንግስቲ ጥራሕ ተሓዝአ። እቲ ኣዋጅ ቁጽሪ 90/1996 ዝተሰ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ፣ በብእዋኑ እናገፈፈ ቀይድዎም ካብ ዘሎ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ነቶም ልዕሊ 200 ኣብዚ ሳልስት ‘ ዚ ሰጕጉዎም። እቶም ብ 29 ሚያዝያ፣ ብመንገዲ መስመር ቡሬ – ዓሰብ ናብ ኤርትራ ዝተሰጉጉ ኤርትራውያን፣ ‘ ሕጋዊ መንቀሳቐሲ ዘይብሎም ‘ ብዝብል ዝተገገፉ ምዃኖም ራድ...
ኢትዮጵያ ንልዕሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማሕቡስ ዘጽንሓቶም ኣስታት 250 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብ ሰኑይ 29 ሚያዝያ 2025 ብኽልል ዓፋር ኣቢላ ናብ ወደባዊት ከተማ ዓሰብ ከም ዘባረረቶም ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተኣስሩ ካልኦት ኤርትራውያን'ውን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከም ዝተገብረ ምንጭታት ንቢቢሲ ሓቢሮ...
እቶም ኣብዚ ሰሙን ዝዓረፉ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣቡነ ፍራንሲስ፡ ካብቲ ብፍሉይ ዝዝከሩሉን ዝኽበሩሉን፡ ጸግዒ ግፉዓትን ውጹዓት ብምዃን ንሰብኣውነትን ክብሪ ደቂሰብን ዝነበሮም ዘይቅየር ክብሪታቶም እዩ። ኣቡነ ፍራንሲስ ኣብ ዝተፈላለየ ኵርናዓት ዓለም ሰባት ብዝፈጠርዎ ይዅን ባህሪያዊ ሓደጋታት ኣብ ሽግርን ሕሰምን ንዝወ...
Load more...