JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

በዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብን ናብን ኣስመራ ከካይዶ ዝጸንሐ በረራታት ከቋርጾ ከምዝወሰነ ብዘውጽኦ ምልክታ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ሽወደን ካብ 25 ክሳብ 28 ሓምለ ኣብ ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ንምክልኻል ናይ ትሪኮላታ ሓጹርን ካልእ ነገራት ሓዊስካ ተዳልዩ ከም ዘሎ ገሊጹ።
ጅንጅብል መን እንተበሉኻስ መን ትብል’’ኤርትራዊ ተመሲልካ(ምድንጋራት ያኣክል) ኣብ ባይታ ምስ ወረድና» ኣብ ከተማታትን ገጠራትን ሃገርና’’ምስ ህዝብና ኮና’’ጸረ ጉጅለ ህግደፍ ክነዕውቶ ንዕላማና’’ርእሲ ከተማ ሃገርና’’ኤርትራ ኣስመራ’’ብግዜ ጥልያን ኮንቪሽታቶ’’ ቪኮሎ ሮማ’’ብጎባጢ ሃጸይ ሃይለ ስላሴ’’ጎደና ቀዳ...
ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብቲ ሎሚ ዓመት ንመበል 111 ግዜ ዝተኻየደ 21 መድረኻት ዝነበሮ ቱር ዲ ፍራንስ ኣብታ ንተቐዳደምቲ ቅጽበታዊ ውድድር ትውሃብ ቀጠልያ ማልያ 387 ነጥቢ ብምውህላል ቀዳማይ ኰይኑ ውድድሩ ዛዚሙ’ሎ።
Load more...