JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

But I must explain to you how all this mistaken idea of denouncing pleasure and praising pain was born and I will give you a complete account of the system, and expound the actual teachings of the gre...
ግብጺ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሶማል ዝጀመረቶ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ተወሳኺ ኣጽዋር ከምዘእተወት ተሓቢሩ። እቲ ጸረ–ነፈርቲ፣ ድሩዓት መካይንን ከበድቲ ብረታትን ዘጠቓለለ ኣጽዋር ብዝሑ እኳ እንተዘይተገልጸ፣ ካብቲ ዝሓለፈ ቅነ ናብ ሶማል ዝኣተወ ዝዛያደ ምዃኑ ‘ዩ ተጠቒሱ።
ቤት-ፍርዲ ሆላንድ (ነዘርላንድስ) ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ለካቲት ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዘጋጠመ ጎንጺ ብዝተሓሓዝ ሎሚ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ኣብ 'ዴንሃኽ' (The Hague) ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሎሚ ሰኑይ ዕለት 23 መስከረም 2024 ኣብ ዝነበሮ መጋባእያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮሃንስ ኣብርሃ ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን...
ሓደ መዓልቲ ኣቶ ኣማኒኤል፡ ኣብ ቅድሚ ንጉስ ሃይለስላሰ ብዛዕባ ኤርትራ ዘረባ ሞሊቑዎም ኣሰር ኣብ ሓዊ ኣትዮም ነበሩ። እቲ "ጌጋ"፡ ከም ሓቂ ጌጋ ኣይነበረን። ብኣረኣእያ ንጉስ ግን ከም ጌጋ ስለ ዝተወስደ ኣቶ ኣማኒኤል ክቕጽዑ ናይ ግድን ነበረ። እዚ ጽሑፍ እዚ እምበኣር ኣብቲ ዛንታ ከተኩር እዩ።
Load more...